ዩክሬናያን ስደተኛታት፡ ብመሰረት ናይ ህጹጽ እዋን ውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ስራሕ ኣባይቲን ሕክምናዊ ኣገልግሎትን ክረኽቡ መሰል ከም ዘለዎም ዝፍለጥ...
ሃገራዊ ዜና
ቱርኪ፡ ን ሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ክሳብ ትቕበል፡ ኣዋርሕ ክወስድ ከም ዝኽእል፡ ፕሮፌሰር ኣህጒራዊ ዝምድናታትን ክኢላ መጽናዕቲታት...
ኣብ ዝሓለፉ ናይ ግርጭታት ታሪኽ፡ ሽወደን ዘይሻራዊ መርገጺ ትወስድ እኳ እንተነበረት፡ ምስ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን...
ብውልቃ እትወዳደር ፖለቲከኛን ኣባል ባይቶን ኣሚና ካካባቬ፡ ን ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝጸንሓ ደገፍ ክትስሕብ ምውሳና ኣፍሊጣ። ብምኽንያት ኣብ...
ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ዑል ናህሪ ኣርእዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ምርግጋእ ምልክታት...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስትሮ፡ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ...
“ኣብ ፊንላንድ ተርባጽ ኣባልነት ኔቶ ኣሎ። ድሮ ሓደ ቢራ ኔቶ ተባሂሉ ተሰምዩ’ሎ። እታ ኣባልነት ኔቶ ንምኽታም ዝወዓለት...
ኖርዌጃውያን ወነንቲ ኣኻልብ፡ ጽንክር ዝበለ ሕጊታት ክስዕቡ ዝድንግግ እማመ ክሓልፍ፡ ዝበዝሑ ኣባላት ባይቶ ሽወደን (ስቶርቲንግ) ዝሓለፈ ረቡዕ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ፖሊስ ሽወደን ብዝሒ ዘለዎ ሓሽሽ ምስ ናርኮቲክ ምትእስሳር ዘለዎም መድሃኒታትን ካልኦትን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ቱርኪ ን ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ድምጺ ናይ ምሃብ መሰላ ተጠቒማ ክትቃወም ምዃና ምጥንቃቓ ብመቓን ውሽጣዊ ፖሊስ...