ንነዊሕ እዋን ፍልይቲ ልእኽቲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኮይና ዘገልገለት ከምኡ’ውን ህብብቲ ተዋሳኢት ሆሊዉድን ነጣፊት...
ዜና
ሓድሽ ሕጊ ፍቓድ ስራሕ፡ ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ንዘይኮኑን ኣብ ሽወደን ክጸንሑ ዝደልዩን ካብ መጭበርበርቲ ከምዘይከላኸል ማሕበራት ንኣገግሎት...
ምስ ምውሳኽ ደረጃ ስግኣታት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ፖሊስ ሽወደን ኣብ “ዓበይቲ ኣጋጣሚታት” ቦርስታት ከይተሓዙ ጊዶም ኣለዉ። እቲ እገዳ...
ምስ ሽወደን ምትእስሳር ዘለወን ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮን ሓሙሽተ ቆልዑን ክሳብ ሕጂ ኣብ ሶርያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ከም...
ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ቁጽሪ መልከፍቲ Covid ብ 50% ወሲኹ፡፡ በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 26,000 ሰባት ብ – ፖለቲካዊ ሰልፊ ፓን-ኣውሮጳዊ ምንቅስቓስ DiEM25–ዝኾነ MERA25 ጀርመን ኣቢሎም ፕረዚደንት ኮሚሽን...
ድሕሪ ናይ 140 ዓመታት ናይ መወዳእታ እኹብ ጥራዝ ኣካዳሚ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ንኽሕተም ተላኢኹ። “ ምዝዛሙ ዝህበካ...
11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳያት ጸጥታ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክሮና ንወግዓዊ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣይሁድ ሎሚ ዓመት ክህብ...