ዕዳጋ ብርኪ ስቶክሆልም ናስዳክ ኖርዲክ ትማል ንግሆ ብ 4% ወሪዱ ተኸፊቱ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ኣብ ቶክዮ...
ዜና
ተቓዋሚ መንግስቲ ዝኾነ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፥ ኣብ ኩለን “ስርዓተ ትምህርቲ ሽወደን” ዝኽተላ ኣብያተ ትምህርቲ ብውሑዱ 75% ካብ...
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሳምንታት ቁጽሪ ብኮቪድ ዝተለኽፉን ኣብ ሆስፒታል ምሕዳር ዘድልዮም ሰባትን ከምዝወሰኸ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...
ሓምባሲት ሳራ ሶስትሮም ኣብ ፓሪስ 2024 ንፈለማ እዋን ወርቂ መዳልያ ንሽወደን ኣዐዊታ። ንሳ ኣብ ናይ 100 ሜትሮ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን ኣብ ዝርከብ ስከለፍተዮ ሕጽረት ኣባይቲ ምህላዉ ተሓቢሩ፡፡ ብዙሓት ካብቶም ኣብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ክሰርሑ...
ዩኒቨርሲቲ ኡፕሳላ ንጉዳያት ናይቶም ብምኽንያት ጾታዊ ዝንባለኦም ወይ ጾታዊ መንነቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓቱ ሰባት ኣመልኪቱ ኣወንታውን...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ክሳብ ተወሳኺ ሓበሬታ ዝህብ ኩሉ ዜጋታት ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝገብርዎ ጉዕዞ ክውዝፉ ኣተሓሳሲቡ።...
ኢራን ነታ ትማሊ ረቡዕ ንመራሒ ሓማስ ንምቕታል ተሓታቲት እያ ዝበለታ እስራኤል “ተሪር መቕጻዕቲ” ክትህባ’ያ ምዃና ኣፈራሪሓ። እስራኤል...
ኣደ መንበር ባይቶኣዊ ጉጅለ ሰልፊ ማሕበራዊ ዲሞክራሲ ቲቲ ቱፑራይነን፡ ሃንጋሪ ንሩስያውያን ብዘይ ጸጥታዊ ቁጽጽር ናብ 27 ሃገራት...
መብዛሕትኦም ቆልዑ ንወቕቲ ዕረፍቲ ሓጋይ ብሃንቀውታ ዝጽበይዎ እኳ እንተኾኑ፡ ንገለ መንእሰያት ግን ብውሕዱ ኣብ መዓልቲ ሓደ ዝተመጣጠነ...