ዜና
ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ “ትካል ፊልም ሽወደን”፡ ኣብዚ ጽድያ ፊልምታት ከርኢ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብልፍንቲ ዝስራሕ ኮመዲ “ሃሰ ኣልፍረድሰን”...
ኣብ ሰሜን ሽወደን፡ ኣዝዮም ተደለይቲ ሜታላት ብብዙሕ መጠን ኣብ ትሕቲ መሬት ከም እተዳህሰሱ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብመንግስቲ...
ፈላማይ ክትዕ መራሕቲ ሰልፊታት ባይቶ እዚ ዓመት፡ ሎም ንግሆ ኣብ ህንጻ ባይቶ ሽወደን ተኻዪዱ። ቀረብ ጸዓትን ዋጋ...
ኣብ ኪስታ (ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም) ዝርከብ ህንጻ ኲባንያ፡ ትማል ረቡዕ ለይቲ ብእተኸስተ ሓድሽ ምፍንጃር ከም ዝዓነወ ተገሊጹ።...
ናብ ገበን ክዋፈሩ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዘስግኡ ቖልዑ ኣመልኪቶም፡ ፖሊስን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ምስ ወለዲ ዝገብርዎ ውዕል ክፍትንዎ...
ሰለስቲአን ሰልፊታት መንግስቲ፡ ን ቋንቋ ኣደ ብዝምልከት ገምጋም ክግበር ምስ ሰልፊ ዴሞክራሲ ሽወደን ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ተመሃሮ...
ፖሊስ ነቲ ሎሚ ለይቲ ኣብ ስቶክሆልም ዘጋጠመ ምፍንጃር ይምርመሩ ኣለዉ። በዚ ኣብ ሰዓታት ለይቲ፡ ኣብ ከባቢ ሶደርማልም...
ቀ/ሚ ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ፕረሲደንትነት ሽወደን ኣብ “ኣውሮጳዊ ቆንስል” ኣመልኪቱ መደረ ንምስማዕ ኣብ ስትራስበርግ ኣብ ዝርከብ ባይቶ ኣውሮጳ...