ድሕሪ መጠነ ሰፊሕ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን፡ ሽወደን ናብ ሩስያ እተግበሮ ሰደድ ብዓቢኡ ምንካዩ ተገሊጹ። ይዂንምበር...
ዜና
ሜክሲካዊት ተዓዋቲት ውድድር ቊንጅና ነበር ከምኡውን መጻምዳ 45 ጠራሙዝ ወይኒ ብምስራቖም ን ኣርባዕተ ዓመታት ተፈሪዶም። እዞም ጽምዲ...
ኣብ ሽወደን ዓመታዊ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሓዲኡ ወለዲኦም ከም ዝቕተሉ መርመራዊት ፕሮግራም ሬድዮ ሽወደን–“ካሊበር”– ኣቃሊዓ። እታ ፕሮግራም ነዚ...
ምስ ወርሓ ጥሪ ብምውድዳር፡ ኣብ ለካቲት ዋጋ መግቢ ብ 2.5% ምውሳኹ ካብ መርበብ ሓበሬታ Matpriskollen እተረኽበ ኣሃዛት...
ቻይና ንወተደራዊ ህንጸት እትስልዖ ባጀት ኣብዚ ዓመት ብ 7% ክብ ኣቢላቶ። እዚ ወሰኽ ብምኽንያት እናነሃረ ዝመጽእ ዘሎ...
ንዘመናት ዝጸንሐ ሃገር ኣቋራጭ ውድድር ምንሽርታት በረድ (skiing) “ቫሳሎፔት” ትማል ሰንበት ተኻዪዱ። ኣብዚ ውድድር ኣስታት 15,800 ተወዳደርቲ...
ኲባንያ ተሌኮም ሽወደን–ኤሪክሰን–ን “ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ” 2.2 ቢልዮን ክሮና መቕጻዕቲ ክኸፍል እዩ ተባሂሉ። እቲ ኲባንያ ኣብ ዒራቕ...
ትማል ምሸት ኣብ “ቦቲርካ” ደቡባዊ ስቶክሆልም 50ታት ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ብጥይት ተቐቲሉ። ንሱ ኣብ ከባቢ ቱሊንግ ኣብ ዝርከብ...