ቊጽሪ ናይቶም ፍቕድ መንበሪኦም ዘሐደሱ ዩክሬናውያን ስደተኛታት ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ዝውሕድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት...
ዜና
ብመሰረት ኣዋጅ “ክንክን ንኡሳን ሽወደን”፡ ቆልዑ ግድነታዊ ሕክምና ከም ዝግበረሎም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብጾታዊ ምኽንያታት ናብዚ ክንክን ዝኣትዋ...
ሓደ ካብ ዝዓበዪ ትካላት ጡረታ ዝኾነ “ኤለክትራ” ናይ 12 ቢልዮን ክሮና ክሳራ ከም ዘጋጠሞ ተገሊጹ። ኤለክትራ እዚ...
ብርክት ዝበሉ ኩርዳውያን ምስ ጥርጡራት ብሰንኪ ዘለዎም ዝምድና ፍቓድ መንበሪ ተኸሊኦም። ሓደ ካብዚኣቶም በዓልቤት ናይታ ሬድዮ ሽወደን...
ንናህሪ ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ንምኽሓስ ተባሂሉ ብመንግስቲ ሽወደን ኣብ ዝወጸ ፓኬጅ ድጋፍ፡ ኣብ ላዕለዋይ ዝርዝር ዘለዉ ሰባት...
ኲባንያ ክዳውንቲ ሽወደን H&M ኣብ ዞባ ሺንሻንግ–ቻይና–ብድጎማ ምስ ዝንቀሳቐስ ኲባንያ ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጹ። እንተኾነ ግና ኣብዚ...
ዓብዪ ውድድር ፍጻመ “ሜሎዲፈቲቫለን” ዝመጽእ ቀዳም ኣብስቶክሆልም ክካየድ እዩ። ተዓዋታይ እዚ ውድድር ከኣ ኣብዝመጽእ ግንቦት ኣብ ሊቨርፑል...
ን ኣባልነት ሽወደንን ፊንላንድን ኣብ ኔቶ ዝምልከት ምስ መንግስቲ ቱርክ ልዝብ ይቕጽል ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ካብ ቀዳመይቲ...
ቢዝነሳቶም ክሸጡ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኽ ምምጽኡ ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ ኣብያተ መግቢን ሻሂን ብ ናህሪ ዋጋ ስለ...