መንግስቲ፥ ን ዩክሬናውያን ዝወሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ንምምዋል፡ ንምምሕዳራት ከተማ 100 ሚልዮን ክሮና ክቕርበለን ምዃኑ ሚኒስተር ሽቕለትን...
ዜና
ኣብ ቀረባ ዓመታት ዝሞቱ ሰባት መድሃኒት “ኦክኪኮዶን” ብብዝሒ ከም እተረኽቦም ተገሊጹ። “ኦክሲኮዶን” ምስቶም ሃለዋት ከም እተጥፍእ...
ኣብ ምብራቕን ማእከላይን ሽወደን ብሰንኪ ውርጪን ብርቱዕ ንፋስን ኣብ ጎደናታት ገለ ጸገማት ክህሉ ከም ዝኽእል ኣገልግሎት ክሊማ...
“ፍሪስክቫርድስቢድራግ” ኣስራሕቲ ሰራሕተኛታቶም ኣብ ጥዕናዊ ረብሓ ዘለዎ ንጥፈት ንኽሳተፉ ዘተባብዕ ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነን ክሳብ 5000 ክሮና...
ኣባላት ሰራዊት ሽወደን ኣብ ናይ ስራሕ ሞባይሎም ይዂን ታብሌቶም ማሕበራዊ ሚድያ “ቲክቶክ” ከይጥቀሙ ተኣጊዶም። በዚ ድማ ነቲ...
ፖሊስ ጒጅለታት ገበን ኣመልኪቶም ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ሓድሽ “ሃገራዊ ስርሒት”፡ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ እዞም ጒጅለታት ንዝርከቡ ውልቀሰባት...
ኣብ ገማግም ቱኒስያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምጥሕል ጀላቡ፥ ብውሕዱ 29 ስደተኛታት ከም ዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊጾም።...
ቅድሚ ሽዱሽተ ሳምንታት መርማሪ ጋዜጠኛ ሰይመር ሀርሽ፡ ኣብ ወርሓ መስከረም ብዛዕባ እተኸስተ ምፍንጃር መትረብ ጋዝ “ኖርድስትሪም 2”...
ሃንጋሪ ን ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ከም ዘይተደናጒ ቃል ምእታዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሰን ገሊጹ። ንሱ...
ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ዓመታት ኣትሌታት ሽወደን ብሕጊ ክልኲል መድሃኒታት ክወስዱ ምጽንሖም ተገሊጹ። እዞም ኣትሌታት ናብተን ዝተኸልከለ መድሃኒት...