ናይ መወዳእታ ግጥም ሻምፕዮና “ኣይስ ክሪም” ኣብዚ ሰሙን ኣብ ስቶክሆልም ተኻዪዱ። ኣብዚ ውድድር፥ ካብ መላእ ሃገር ተጻርዮም...
ዜና
ጳጳስ ፍራንሲስ ረኽሲ መስተንፈሲ ከም ዘጋጠሞን ብሰንኪዚ ድማ ንሒደት መዓልታት ኣብ ሆስፒታል ሮማ ክጸንሕ ምዃኑ ቫቲካን ኣፍሊጣ።...
ክልተ ሰራሕቲ ሰነዳዊ ፊልም፥ ኣብ ዝጠሓለት መርከብ “ፌሪ”–ኤስቶንያ– ዝገብርዎ ምትእትታው ኣመልኪቱ ንዝተዋቦም ናይ ገበነኛ ፍርዲ ከም ዝድግፍ...
ሽወደን ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–እንድሕር ኮይና ሩስያ ኣድላዪ ዝበለቶ ዓጸፌታዊ ስጒምቲ ንኽትወስድ ክትግደድ እያ፥ ክብል ኣምባሳደር...
ኣባይቲ ክንክን ሽማግለታት ኣብ እዋን ለበዳ ብዝነበሮ ጒድለታት ብብርቱዕ ይንቀፍ ኣሎ ። ክሳብ እዚ እንውድኦ ዘሎና ወርሒ...
ንኣዋርሕ ድሕሪ ዝቐጸለ ልዑል ዝቕባበን ዋጋ መግቢን፥ ኣብ ሽወደን ዝርከባ ዝዓበያ ሱፐርማኬታት ምስ ግዜ ምጒዳል ዋጋ ገለ...
ሽወደን ክሊማዊ ሸቶኣ ንምህራም እትገብሮ ዘላ ግስጋሰ ኣብ 2022 ምዝሕሓል ከም ዘርኣየ፥ “ቆንስል ክሊማዊ ፖሊሲ ሽወደን” ትማል...
ፖሊስ “ፍሉያት ስርሒታት” ዘሳልጡሉ ዘለዉ ኣገባብ፡ ኣብ ክንዲ መፍትሒ ዝያዳ ጒድኣት የስዕብ ኣሎ ክብል ሃገራዊ ቤት ጽሕፈት...
ውዕል ኤለትሪክ ብውልቀ ነጋዳይ ኣብ ዝተታሕዘሉ ኲነታት፥ ን ስድራቤታት ተባሂሉ ዝወጸ “ካሕሳ ኤለትሪክ” ብጌጋ ንቢዝነሳት ጥራይ ይውዕል...