ኣስታት 100 ሽወደናውያን ካብ ርእሰ ከተማ ሱዳን–ካርቱም–ክወጹ ከም እተገብረ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሾን ገሊጹ። መንግስቲ ሽወደን ዜጋታቱ...
ዜና
ካብ መድሃልቲ ክከላኸለሎም ብምባል፡ ናብ ውድብ “ፍሬንድስ” ዘመልከቱ ቆልዑ፥ ኢሜይሎምን ቊጽሪ ተሌፎኖምን ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ቲክቶክ ከም...
ሰብ ብምቕታል እተጠርጠሩን ፍርዶም እተቐበሉን ገበነኛታት ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ሕጋዊ መለማማዲ ተዂሲ– “ፋየሪንግ ሬንጅ”- ምልልማድ ክገብሩ...
ሓሙዂሽቲ ናብ ጨው ዝምስርሕ ኣብ ዓለምና ፈላማይ ፋብሪካ፡ ካብ ስቶክሆልም ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ኡፕላንድስ-ብሮ ተሃኒጹ። በዚ...
ሓድሽ መንግስቲ ኣብ ፍልማዊ ትምህርቲ ህጻናት ዘሎ ሕጽረት ብቚዓት መማህራን ኣመልኪቱ ግብራዊ ፍታሕ ክገብር ሽዱሽቲአን ዝዓበያ ከተማታት...
ማሕበር ባቡር “ST” ኣብ መደበር ባቡራት ስቶክሆልም በይኖም ንዝዓዩ ኣውቲስት ባቡራት ስልጠና ንምሃብ ናይ ህጹጽ እዋን ደውታ...
ኣብ ስከሌፍታ ኣብ ዝርከብ ፋብርካ ባተሪ “ኖርዝቮልት” ዝሰርሕ ሰብ፥ ብመሰረት “ኣዋጅ ጓኖት’ ክሲ ቀሪቡሉ ምህላዉ ተፈሊጡ። ዝሓለፈ...
ናይ ጸጥታ ስግኣት እዮም ተባሂሎም እተለለዩ፡ እንተኾነ ግና ናብ ሃገሮም ክስጐጒ ዘይክእሉ ሰባት፥ ገለ ካብ መሰላቶም ክስእኑ...