ኲባንያ ፊናቭያ፡ ኣብ ምሕደራን ምዕባለን መዓርፎ ነፈርቲ ሄልሲንኪ-ቫንታ ብዘመዝገቦ ዓወት ልዑል ኣፍልጦ ረኺቡ። በዚ ድማ ኣህጉራዊ ትካል...
ዜና
ትካል ግብረሰናይ ዝኾነ ማሕበር መንሽሮ ሽወደን–“ካንሰርፎንደን”–፡ ን ፍርያት ኣልኮላዊ መስተን ጸረ-ባልዕን ዘጠቓለለ ልዕሊ 100 ሚልዮን ክሮና ዝኸውን...
ፖሊስ ነቲ ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣፍደገ መስጊድ ስቶክሆልም፡ ዝተኻየደ ምቅጻል ቁርኣን ፍቓድ ምሃቦም ተፈሊጡ። እቲ ክርስትያናዊ...
ኣዳላዊ ናይቲ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ቁርኣን ዘቃጸለ ተቓውሞ፡ ኣንጻር ሓደ ጉጅለ ህዝቢ ናዕቢ ክለዓል ዝጽውዕ...
ኣስታት ፍርቂ ካብ ሰብ ፊንላንድ ብሰንኪ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝመጽእ ለውጢ ከም ዘጨንቖም ብ “ሄልሲንጊን ሳኖማት” ዝተኻየደ መጽናዕቲ...
ኣብዚ ዓመት፥ ሽወደናውያን ናይ ዕረፍት እዋናት ኣብ ዓዶም ከሕልፍዎ ከም ዝመርጹ ትካል ምቕባል ኣጋይሽ –ቪሲታ– ገሊጹ። ምኽንያት...
ሓደ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ፡ ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰባት ዝተፈተነ ቅትለት ንምፍጻም ምስ ሓሙሽተ...
ዓመታዊ ዝካየድ ፖለቲካዊ መደብ “ኣልሜዳል ስቨካን”፡ ሎሚ ኣብ ቪስቢ ኣብ ደሴት ጎትላንድ ተጀሚሩ። ናይ ሎሚ ዓመት ምትእኽኻብ...
ኔቶ ንመስርሕ ኣባልነት ሽወደን ኣብ ኔቶ ንምቅልጣፍ ዝመጽእ ሰሙን ተወሳኺ ኣኼባ ኣዳልዩ ኣሎ። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ፥ ሓለፍቲ...
ብቕድሚ ትማሊ ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ፥ ኣብ ስቶክሆልም መዘናግዒ ፓርክ ግሮና ሉንድ ብሰንኪ እተኸስተ ሓደጋ ሮለርኮስተር፥ ሓንቲ ኣብ...