ን ሞባይል ሓዊሱ፥ ካልኦት ኣብ ክፍሊ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን መስርሕ ዝዕንቅፉ ንብረታት ክእገዱ ምዃኖም መንግስቲ ሆላንድ ኣፍሊጡ።...
ዜና
ኣማኢት ሰነዳት ዘይብሎም ወጻእተኛታት ካብ ፊንላንድ ክስጐጒእ ከም ዝኽእሉ ሄልሲንጊን ሳኖማት ሓቢሩ። ሄልሲንጊን ሳኖማት ዝሓለፈ ሰኑይ፥ ብዛዕባ...
70 ሚእታዊት ካብ ኖርወጃውያን፥ ስቓይ ኣብ ዝበዝሖ ሕማማት ብሓገዝ ሓኪም ዝፍጸም ሞት ከም ዝድግፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ።...
ቤት ፍርዲ ስቶክሆልም ሎሚ፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ ብፈተነ ምጭብርባር፣ ጥሕሰት ሕጊ ብረት፥ ከምኡ’ውን ን ግብረሽበራዊ ጉጅለ PKK...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሶን ትማሊ ረቡዕ ምሸት ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብምርኻብ ሽወደን ናብ ወተሃደራዊ...
ፖሊስ ሽወደን፥ ቅዱሳን መጻሕፍቲ ዝቃጸሉሉ ሰልፍታት ንምክያድ ፍቓድ ዝሓትት ሰለስተ ሓደስቲ መመልከቲታት ከም ዝበጽሖም፥ ኣገልግሎት ዜና ቴሌቪዥን...
ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ኣፍደገ ሓደ መስጊድ ቅዳሕ ቁርኣን ድሕሪ ምቅጻሉ፥ ዝበዝሑ ተኸተልቲ እስልምና ኣብ ዘለዉወን...
ሽወደን ኣብ ዘዋሪ ፕረዚደንትነት ሕብረት ኤውሮጳ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝጸንሐትሉ እዋን ተዛዚሙ፡ ዝቕጽል ስልጣን ፕረዚደንትነት ስጳኛ ተረኪባ’ላ። "ህሉው...
ኣብ ኣልመዳለን ብሓያል መደረ መራሕቲ ሰልፊታት ዝርአ ዝነበረ ደሚቕ ሃዋሁ ይጠፍእ ኣሎ ክብል ሪፖርተር ፖለቲካዊ ጒዳያት ሬድዮ...