ረብሓታት ሽወደን ኣብ ሓደጋ ከእትዉ ዝደልዩ ኣካላት፥ ነታ ሃገር ዒላማ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይገብርዋ ምህላዎም፥ ሚኒስተር ሲቪል...
ዜና
ላሜራ ናይ ቅድሚት ኣካል መርከብ ኤም ኤስ ኢስቶንያ ብትእዛዝ ሰብመዚ ሽወደን ካብ ባሕሪ ከም ዝወጽእ ከም እተገብረ...
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ዝሰረዞ ሕቶ ፍቓድ መንበሪ ብሰለስተ ዕጽፊ ምዕባዩ ተፈሊጡ። ካብ ወርሒ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ናይቶም ብኣግኡ ምትዕርራይ ግብሪ ክግበረሎም ዘመልከቱ ሰባት፥ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን ክነጻጸር...
ፖሊስ ኣብ ከተማ ኤስ ኪል ስቱና ዝተፈጸመ ናይ ብረት መጥቃዕቲ ንሓድሕዱ ምትእስሳር ኣለዎ እንተኾይኑ ይምርምር ኣሎ። በቲ...
ኣብ ግሪኽ ድሕሪ ዝተኸስተ ሰፊሕ ባርዕ ጫካ፥ ብዙሓት ሽወደናውያን በጻሕቲ ክወጹ እኳ እንተተገብረ፡ ካልኦት ኣሽሓት ናይ ዕረፍቲ...
ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሳመር ኣብ ማልሞ ኣብ ዝተኻየደ ናይተቓውሞ ሰልፊ፡ ተቓላሲት ክሊማ ግሬታ ታንበሪን ካልኦትተጣበቕቲ ክሊማን፥ መካይን...
ከተማ ኦስተርሹንድ ፍሉያት ብጫ ዝሕብሮም 'መናብር ዕላል' ተኺላ ። እዞም መናብር ኣብ ሽወደናውያን ዘሎ ክቱር ጽምዋን ናይ...
ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ቁርኣን ምቅጻል ዘጠቓልል ሰልፊ ዝወደበ ሰብኣይ፡ ኣንጻር ሓደ ጉጅለ ህዝቢ ናዕቢ ምልዕዓል...
ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮኑ ግና ፍቓድ ስራሕ ዝረኽቡ፡ ወይ ድማ ነቲ ዝጸንሐ ናይ ስራሕ ፍቓዶም ከናውሑ ዝደልዩ...