ኣብ ሽወደን ዝዓበየ ትካል መሰል ግብረሰዶማውያን (LGBTQ) ዝኾነ RFSL ን 1360 ውሳነታት ዑቕባ ኣመልኪቱ ኣብዝገበሮ ገምጋም፡ ብምኽንያት...
ዜና
ምስ ካልኦት ኣኻልብ ሕብረትን ብጻይነትን ዘለዎ ከልቢ ነዊሕን ጥዑይን መዋእል ከም ዘሕልፍ ሓደ መጽናዕቲ ገሊጹ። እዚኣመሪካዊ መጽናዕቲ...
ኣብዚ ዓመት ዛጊት ልዕሊ 100 ምፍንጃር ቦምባ ከም ዘጋጠመ ናይ ቀረባ እዋን ስታቲስቲክስ ፖሊስ ሓቢሩ። እዚ ድማ፡...
ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ሕክምና ከምጽኦ እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ ብርቂ ኣገልግሎትን ስሉጥነትን፥ ይደናጎ ምህላዉ ተገሊጹ።ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ወይ “AI”...
ትማሊ ሓሙስ ኣጋ ምሳሕ፥ ኣብ ያርቫ ሰሜን ስቶክሆልም፥ ንኣርባዕተ መዓልታት ክጸንሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ፈስቲቫልኤርትራውያን፡ ዕግርግር ከም...
ኣብ ሊንሾፒንግ–ከባቢ ስካጌ ቶርፕ–ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ፥ ሎሚ ለይቲ ብዘጋጠመ ምፍንጃር፡ ናሕሲ ናይቲ ህንጻ ምፍራሱተፈሊጡ። ካልእ ኣብ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፊንላንድ ማሪ ራንታነን፡ ፖሊስ ብዛዕባ ውዲት ግብረሽበራ ሕሉፋት የማናውያን ባእታታት ዝሃቦ ዝርዝር ሓበሬታ ዘሰክፍ...
ካብ መዕርፎ ነፈርቲ “ቻርለስ ደ ጎል” ነፋሪት ከብርር ኣብ ዝተመደበሉ እዋን፥ ኣልኮላዊ መስተ ምውሳዱ ብ መርመራ እተረጋገጸ...
ኣብ ወርሒ መጋቢት ናይዚ ዓመት ኣብ ማእከላይ ዮተቦሪ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ጓል 10 ዓመት ቆልዓ ብዘይ ምኽንያት...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን ሳፖ፡ ብሰንኪ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየደ መጽሓፍ ቊርኣን ዘቃጽል ሰልፊታት፡ ኩነታት ጸጥታ እታ ሃገር...