ድሕሪ ምጅማር እዚ ሓድሽ ሚለንየም ሽወደናውያን ኣብ ታሪኾም ዝበዝሐ ኣታዊ ከምጽኡ ምኽኣሎምን እቲ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ጋግ...
ዜና
ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ኣብ ልዕሊ ኢንግሊዛዊ ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተርሲቲ ዝኾነ በራሂም ስተርሊንግ ናይ ዓለትነት ጽተጻረፈ ደጋፊኣ ዕደመ...
ኣብ ቆልዑን ስድራቤትን ዝግበር ወጻኢ መንግስቲ 97 ቢልዮን ክሮነር ክበጽሕ እዩ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻባት ፎርሳክሪንግስካሳን ኣብ ናይ...
ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ...
ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ቊጠባ ሽወደን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ተቓርኖ ኣርእዩ ክብክ በዓልመዚ...
እዚ ደረጃ ብመንጽር ብዝሒ ሕዝቢ ዝተሰርሐ ምዃኑን ኤስቶንያ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከም እተሰርዐትን ተፈሊጡ። ብመሰረት ኣሃዛት ኤጀንሲ...
ኣብ ልዕሊ በዓልመዚ ኢሚግሬሽን ዝተገብረ ምንካይ ባጀት ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታቱ ክብድ ዝበለ ጸቕጢ ስራሕ ምፍጣሩን ንዝተፈላለየ ምፍርራህን...
ኣመሪካዊ ራፐር ኣሳብ ሮኪ ብጎነጻዊ መጥቃዕቲ ተኸሲሱ እዩ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ ዘሎ። ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዝቕጽል መጋባእያ...
ዓመታዊ ፈስቲቫል ግብረስዶማውያን “ጌይ ፕራይድ” ትማል ሰኑይ ኣብ ስቶክሆልም ጀሚሩ’ሎ ክሳብ ቀዳም ክቕጽል ምዃኑ’ውን ተፈሊጡ። ብዙሓት ንመሰለ...
ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ስርቂ ከምኒ ሮሌክስ ዝኣመሰላ ኣማኢት ኣሽሓት ክሮነር ዝዋጋአን ሰዓታት ገርጊሩ ምህላዉ ብምምልካት ወደይቲ ሰዓታት...