ከተማ ዮተበሪ ካብ ዝተቀበሎቶም ሓደሽቲ ኣስታት 2700 ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝመጽእ ዓርሒ ግንቦት 2020 ብሰንኪ ዋሕዲ ኣባይቲ...
ዜና
ሰለስተ ዓቢ ባንካታት ሽወደን ማለት Handelsbanken Swedenbank ከምኡ’ውን Nordea ምፍናው ሰራሕተኛታትን ናይ ሓጺር ግዜ ምትካእ ሰለስተ ኣካየድትን...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ናይ 4.9 ቢልዮን ክሮነር፡ ንድኻታት ኣብያተ ትምህርቲ ንምሕጋዝን ብቕዓት ትምህርቲ ክብ ብምባል...
ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ባንካታት ሽወደን ዝኾነ ስዊድባንክ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ንምቅላስ ዘኽእሎ እኹል ማዕከን ከም ዘይብሉ ተኣሚኑ።...
ሓላፊ ፖሊስ ሽወደን ኦሎፍ ጆሃንሰን ከምኡ’ውን ሓላፊ ፖሊስ ኒውጀርዚ ሪክ ፉንተስ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ...
ኣብ ፕሮጀክት ባጀት መንግስቲ ሉፈን ሽቕለት ኣልቦነት ሽወደን ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት እቲ ዝተሓተ ናይ ምግባር ዕላማኡ ምግዳፉ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብዚ መጽእ ዘሎ ዓመት 2020 ኣስታት 175 ሚልዮን ክሮነር ሽወደን ብመንገዲ ትካል ግብረ ሰናይ ሲዳ...
ኣብ ሱዳን ዴሞክራስያዊ ምስግጋር ንኽህሉ እሙናት መሻርኽቲ ክንከውን ንደሊ ኢና ክትብል ሽወደን ገሊጻ። መንግስቲ ሽወደን ኣብ ሱዳን...
ኣብ 18 መስከረም መንግስቲ ሓድሽ ንድፊ ባጀት ከተኣታታቱ እዩ። ኣብዚ ከምቲ ልሙድ ብዙሓት ለውጢታት ዝህልዉ ኮይኖም ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን ረቡዕ 18 መስከረም ናይ ዝቕጽል ዓመተ 2020 ንድፊ ባጀት ንባይቶ ብምቕራብ ታሕሳስ ንዝካየደ ምርጫ ክትዑ...