ሻምፕዮን ኦሎምፒክ ዳኒኤል ስቶል ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፕዮን ዓለም ምውርዋር ዲስክ መዳልያ ወርቂ ተዓዊቱ፡...
ዜና
ሽወደናውያን ግዳያት ኲናት ዩክሬን ንምሕጋዝ ዘለዎም ድልውነት ኣብ ምጅማር’ዚ ዓመት ኣዝዩ ርኡይ ምንቊልቋል ከም ዘርኣየ ሬድዮ ሽወደን...
ሽወደን ንውድድር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ፊፋ ብልዑል ደረጃ ዛዚማ፡፡ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ጸወታ ሳልሳይ ደረጃ...
ኣብዚ ሳመር ኣብ ትካላት ግብረሰናይ ዝምርኮሱ ቆልዑ ዘለዎም ዩክሬናውያን ስድራቤታት ብምኽንያት ዝቕባበ ብርቱዕ ሃስያ ይወርዶም ምህላዉ ኣገልግሎት...
ፕረዚደንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ንፈለማ እዋን ናብ ሽወደን ብምብጻሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሾን...
ኤጀንሲ ድሕነት ሽወደን–ሳፖ–ደረጃ መጠንቀቕታ ግብረሸብራ ካብ 3 ናብ 4 ካብ 5 ክብ ድሕሪ ምባሉ፡ መራሒት ሰልፊ ማሕበራዊ...
ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ ኮታ ስደተኛታት ንምጽራይ፡ ዝመጽእ ወርሒ ናብ ዒራቕ ክገብሮ ተሓሲቡ ዝነበረ መገሻ፡ ህሉው ኩነታት ጸጥታ...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን– ሳፖ–ዝሓለፈ ሓሙስ ደረጃ ሃገራዊ መጠንቀቕታ ካብ ሓሙሽተ ደረጃታት (ካብ 3 ናብ 4) ክብ እኳ...
ኣብ ቱርክ–ከተማ ኢዝሚር–ኣብ ዝርከብ ቆንስል ሽወደን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብረት ኣመልኪቱ ብኣሃዱ ጸረ-ግብረ መርመራ ይካየድ ከምዘሎ ፖሊስ ቱርክ...