ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲ ኣጋውሉ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታት ምውጻእ እዩ ክትብል ሓንቲ ሽወደናዊት ጋዜጠኛ ኣቃሊዓ። ብርክት ዝበሉ...
ዜና
ቤትፍርዲ ሽወደን ንወዲ 18 ዓመት ሽወደናዊ ኣፍቃሪቱ ቀቲሉ ብዝብል ክሲ ሸሞንተ ዓመት ማእሰርቲ ከም ዝበየነሉ ተፈሊጡ። መጋባእያ...
ኣብ ከተማ ዮተበሪ ዝርከብ “ብዮተበሪ ስኰር” ዝተባህለ ቦታ፡ ንመበል ዕስታ መዓልቲ ዝቐጸለ ሰለማዊ ሰልፊ ቀጺሉ ውዒሉ። ምስ...
ድሕሪ ብመልክዕ ልቓሕ ካብ ጀርመናዊት ክለብ ደርትሞንድ ናብ ሆላንዳዊት ክለብ ዊልያም ካልኣይ ብምስግጋር ዕውት ግዜ ዘሕለፋ ኣሌክሳንደር...
ብርክት ዝበሉ ብኢመግረሽን ናብ ምምሕዳር ሶልና ዝተመደቡ ሓደስቲ መጻእተኛታት ናይታ ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ከተማ ሶልና...
ስዑዲ ዓረብ ብዓርቢ ኣብ ዘውጽኣቶ፡መግለጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ዘይሓዙ ዜጋታት 49 ሃገራት ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝጸንሐ ናይ 440...
ኣብ መዓስከር መቐበሊ ኣጋይሽ ስደተኛታት ዝርከባ ዑቕባ ዝሓታ ደቂ ኣንስትርዮ እኹል ናይ ሓለዋ ኣገልግሎት ከምዘይረኽባ ብዙሓን ተጣበቕቲ...
ሓለፍቲ ጸጥታን ምምሕዳር ከተማን ደሴት ግሪኽ ዝኾነት ሌዝቦስ ብሰኑይ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ካብ ቱርክ ብዛዕባ ዝውሕዙ ሰራሕተኛታት...
መንእሰይ ሽውደናዊt ኣክቲቪስት ግሬታ ቶንበሪ ካብዞም ኣህጒራውያን ተሸለምቲ ሓንቲ እያ ተባሂሉ’ሎ። ካብቶም ተሸለምቲ ኣክቲቪስት ኣሚናቱ ሓይደር ‘ውን...
ኣማኢት ተመሃሮ ከተማ ዮተበሪ ስጋ ኣብ መኣዶም ዘይምህላዉ ብምቅዋም ክታም ኣኪቦም ተባሂሉ። ክላራ ቲዮረቲካል ዝተባህለ ካልኣይ ደረጃ...