ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማ ስቶኮልም ስለስተ ነትⶔታት ከምዘጋጠመ ፖሊስ እዛ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ነትⶔ...
ዜና
ባይቶ ሽወደን ዝተሓተ ዕድመ ጡሮታ ካብ 61 ናብ 62 ክብ ክብል፥ ክሰርሓ ድሌት ዘለወን ደቀንስትዮ ኸኣ ኣብ...
እዚ ተርእዮ ቊጠባ ሽወደን የንቈልቁል ምህላዉ ዘመልክት እዩ፥ እዚ ድማ ኣሻቓሊ እዩ ክብል ጸብጻብ ተሌቪዥን ሽወደን ኣመልኪቱ።...
ብመሰረት ኣብ ቀረብ እዋን ዝወጸ ወግዓዊ ስታቲስቲክስ ሃገራዊ ማእከል ቊጽሪ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ስደተኛታት 2 ሚልዮን...
ብመንገዲ ተለቪዥን ሽወደን ኣብ ዝተመሓላላፈ ንኹሎም ሓለፍቲ ናይ ፓርላማ ሰልፍታት ዝሓቖፈ ክትዕ፡ ብጉዳያት ናይ ሓገዝ ኣገባባት ኢመግረሽንን...
መጠን ናይ ዘትክኻ መንእሰያት ኣዴታት የንቈልቊል ምህላዉ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ ስታቲስቲክስ ሃገራዊ ቈንስል ድሕነት ሽወደን ሓቢሩ።...
ትሑት ብቕዓት ንዘድልዮም ስራሓት ንኽሰርሑ ናብ ሽወደን ዝመጹ ሰባት ቁጽሮም ክውሕድ ኣለዎ፡ ፓርላማ ነዚ ጉዳይ ጸማም እዝኒ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፈን ነቲ ምትእትታው ቱርኪ ኣብ ሰሜን ሶርያ ዘስዓቦ ብሰልፍታት ሽወደን ዝተቓልሐ ሻቕላ ዋሕዚ...
ሰንሰለታዊ ሹቕ ሓራጅ ሚሮርና ዋጋ ኣቕሑ ብፍርቂ ብምጒዳል ሰዓታት ሰራሕተኛታትን ክቕንስ ድሌት ከም ዘለዎ ኣካየድቲ እቲ ትካል...
ሽወደናዊ ክፍሊ ምምሕዳር መድሃኒታት ብዓርቢ ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ መመልክዒ ሕክምናታት ዝጥቀምሉ መራፍእ ክሳብ ሕጂ...