ብሓሙስ ምሸት ኣብ ማእከላይ ማልም ገለ ምፍንጃር ምግጣሙ ይግለጽ ኣሎ። በዚ ነውጺ መሳዂቲ ናይቲ ኣብ ከባቢ ዝርከብ...
ዜና
ኣብ ኦሬብሮ እትርከብ ምምሕዳር ካርልስኲጋ (Karlskogas) ሎሚ ኣብ ዝተጋብአ ኣኼባ፡ እዛ ምምሕዳር’ዚኣ ብቁጠባዊ ቅልውላው ትሰቐ ከምዘላን ካብ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ምዕራብ ሽወደን ኣውራጃ ስኬን ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይ ሓለዋ መጠኑ ምስፍሑ ተገሊጹ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት...
ገለ ካብ ካብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መጻኢ ዕማማት ቤት ጽሕፈት ዕዮ arbetsförmedlingen ብዞባዊ ምምሕዳራት ክትካእ ርእይቶ...
ዕብየት መሸጥ መካይን ትካል ቮልቮ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ብ7.4% ወሲኹ...
ሃገራት ዓለም ነቶም ምንጪ ናይቶም ፡ ንሙቐት ዓለምና ኣብ ምዝያድ ዝሕግዙ ጋዛት፡ ምጥቃም ከቋርጻ ኣለወን። ካብተን በንዚንን...
ኣብ መፋርቕ ተስዓታት ብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ሓለፍቲ ምምሕዳራት ሓንቲ ኣብ ሞንጎ ዓሰርተ ምምሕዳራት ከምዝነበረ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ዜግነት ሽወደን ክወሃቦም ንዝጠልቡ ሰባት፡ ቋንቋ ሽወደንን ባህልታትን ክብርታትን ማሕበረ ሰብ ሽወደን፡ ክፈልጡ ንዝግድድ ሕጊ ተኽእሎታት ተግባራውነቱ...
ጓል 16 ሽወደናዊት ተጣባቒት ለውጢ ክለማ ሬታ ተንበርግ ካብ ኣከባቢ ኖርዲክ ን ኣበርክቶ ኣፍልጦ ንመሃብ ዝቐረበላ ናይ...
ዝያዳ ህይወት ንምድሓን መጠን ደረት ናህሪ 1100 ኪሎሜትራት ክጐድል እዩ። ምምሕዳር ትራንስፖርት መጠን ደረት ናህሪ ካብ 90...