ምክባር ባህሊ መዓልቲ ኣቦ ኣብ ሽወደን ካብ ኣመሪካ እዩ ተወሪሱ:: ተቀማጢት ግዝአት ዋሺንግቶን ስፖንዋ ዝኮነት ስማርት ዶዶድ...
ዜና
መንግስቲ ሽወደን ነቲ ብምኽንያት ን6 ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝተኸሰሱ ሰባት ምልቃቕ ዝዘነቦ ነቐፌታታት መልሲ ሂብሉ። ካብ ቀይዲ ክልቀቑ...
ፖሊስ ሽወደን ንዝፍጸሙ ዘለዉ ናይ ነትጒ ስርሒታት ንምግታእ ሓያል ምድላዋት ክገብር ምዃኑ ተመባጺዑ። ንዝፍጸሙ ዘለዉ ገበናት ናይ...
ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ካሮሊንስካ ሓካይም፡ ነርሳትን ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ናይቲ ዩኒቨርስቲ ዝነጥፉን 600 ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ...
ናይ ቀደም ናይ ገንዘብ ሚኒስተር፡ ኣንድረሽ ዮሪ፡ ንመስርሕ ምስግጋር ሓላፍነት ካብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ናብ ምምሕዳራት ይነቅፍ።...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስተፋን ሎቪን፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ዴኒማርክ ሚት ፍሪድሪክሰን ኣብ ስቶክሆልም ዝተገብረ ኣኼባ ዝሃብዎ መግለጺ፡...
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ዝተፈላላያ ምምሕዳራት ንዝርከቡ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ክሰርሑ ንዘይክእሉ ኣባላት ናይ ስራሕ ውዕሎም ንምቁራጽ...
ንጒስ ሽወደን ካርል መበል 16 ብሰኑይ ኣብ ምኽፋት ጽንብል ምሽላም “ኒው ቢልደርስ” ኣብ ዘስምዖ መደረ”ሓደስቲ ሰብ ዋኒን...
ኣብ መንጎ ማሕበራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፍን ዓቃባዊ ሰልፍን ጥቡቕ ምትሕብባር ክህሉ ናይ ቀደም ናይ ገንዘብ ሚኒስተር Anders Borg...
ድሕሪ ኣብ መፋርቕ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ዝቃናዕ ዓመታዊ ኣኼባ ሊበራላዊ ሰልፊ ዓቢ ዝኾነ ናይ ኣቃውማ ለውጢ ከካይድ...