ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብዙሓት ኩባንያታት ኣብ ትሕቲ ፡ዝሽየጥ ኣለና፡ ዝብል ኣርእስቲ ንዋጋታት ፍርያተን ከሕስረኦ ይረኣያ ኣለዋ። ይኹን...
ዜና
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ዓይነት ባክተርያ ንጸረ-ነፍሳት ዝቃወም ዓቕሚ ከምዘጥረዩ ካብ ህዝባዊ ማእከል ጥዕና ዝተዘርግሑ ጽሑፋት ይሕብሩ። ካብቶም...
ኣልኮምፒስ ክፍሊ መደብ ዓረብ፡ ብመንገዲ ማሕበራዊ መድያ ፈይስ ቡክ ኣቢሉ ኣብ ዝገብሮ ምእካብ ርእይቶታት ህዝቢ፡ ብዝሒ ናይቶም...
ኣብ ዉልቃዊ ባንኪ ሽወደን ዘሎ ብርክታት ብሰንኪ እቲ ኣብ ስቶክሆልም ዕዳጋ ሸርፊ ባጤራ ዝተጠርጠረ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ...
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምሉእ ሽወደን ኣንጻር ዝተወደቡ ገበናት ንምፍጣጥ ሃገራዊ ፖሊስ ብስም ሪምፍሮስ (Rimfrost) ዘበገሶ ስርሒት...
ብሰንኪ እቲ ክቐርብ ዝግበኦ ናይ ሕክምና መሳለጥያታትን ቀረባትን ኣብ ብዙሓት ሆስፒታላት ብዘይምድላዉ ዘጋጠመ ናይ ኣማኢት መጥባሕታት መዓልቲ...
ኣብ ጀርመን ብቻንስለር ኣንጀላ መርከል ዝምራሕ መንግስቲ፣ ንጸገማት ስራሓት ዝተፈላልዩ መንግስታዉን ምምሕዳራት ዞባታትን ኣብ ስራሓት ዉህደት ስደተኛታት...
ቤት ፍርዲ ከተማ ካልማር ብቕትለት ዕሸላ ዝተጠርጠረት ጓል 27 ዓመት ኣደ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክትኣቱ ኣዚዙ። ብዓርቢ...
መራሒት ሰልፊ ሊበራ ኒማኮ ሳቡኒ ኣ ንወዲ 20 ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደገፊ ሃገራዊት ጋንታ ሩምንያ ኩዕሶ ኣብ...
ትማሊ ምሽተ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ናብ ሮምንያ ብምጋሽ ብ ናይ 2 ብ 0 ዓወት ስታፊኣ ኣብ ዋንጫ...