ምምሕዳር ትራንስፖርት ሽወደን ኣብ ዓመተ 2019፡ 91% ኲሎም ናይ ባቡር መስመራት ኣብ ግዚኦም ይበጽሑ ኔሮም፥ እዚ ድማ...
ዜና
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ካባቢ ኖርቦተን ( Norrbotten) ዝርከባ ሆስፒታላት ሱንደርቢ (Sunderby) ን ካለክስን (Kalix) ሰራሕተኛታተን ከሰናብታ...
ኢቡክ ብኣንበብቲ ኣዝዩ ተፈታዊ እናኾነ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ዝጭበጡ መጻሕፍቲ ንላዕሊ ዋጋ የውጽኣሎም ምህላዉ ግና ተገሊጹ። እዚ...
ብምትላል ምብላዕ ካሕሳ ሕክምና ህጻናት ዝጥርጠሩ ወለዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ ክብሉ ኣሃዛት ፎርሸክሪንካሳ (...
ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሊና ኣንደርሰን ስደተኛታት ደቀንስትዮ ናብ ዕዳጋ ሽቕለት ምእታወን ንህንጸት ሽወደን ኣደንፊዕዎ እዩ ክትብል ገሊጻ።...
ብመሰረት ውድብ ኢንዱስትሪ ስዊድኤነርጂ ዘዳለዎ ስታቲስቲክስ ኣብ 2019 ሽወደን ክብረ ወሰን ሰደድ ኤለክትሪክ ናብ ጐረባብቲ ሃገር ፈጺማ።...
ጸጋማይ ሰልፊ ብዛዕባ ሰደድ ኣጽዋር ናብ ቱርኪ ኮነ ተባሂሉ ብመንግስቲ ግጉይ ሓበሬታ ክወሃቦም ጸኒሑ’ሎ ኢሉ ከም ዝኣምን...
ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ኤኮት ዝበዝሑ ስደተኛታት ተመሃሮ ንግዜያዊ ሕጊ ገንዘባዊ ሓገዝ CSN “ፍትሓዊ ኣይኰነን” ብምብል ተቓውሞኦም ገሊጾም...
ምስ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብምንጽጻር ቊጽሪ ግዳያት ሓደጋ ትራፊክ 2019 ዝተሓተ ኔሩ ተባሂሉ። ብመሰረት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ሽወደን...
መንግስታዊ ኮሚሽን ምጽራይ ብዛዕባ ብግሊ ዝውነኑ ኣብያተ ትምህርቲ ዝወሃብ ሃይማኖታዊ ትምህርቲን ንመጻኢ ከምዚ ዝበሉ ትካላት ንምቊራጽ ብዛዕባ...