ፍርቂ ካብቶም ውዱባት ገበን ዝመርሑ ዘለዉን ኣብ ቀረባ እዋን ብክትትል ፖኪስ ካብ እተታሕዙን ውልቀሰባት ሽወደናውያን ምዃኖም ጋዜጣዊ...
ዜና
ደቀንስትዮ ብዘይካ’ቲ ካብ ኣተዓባያአንን ከባቢአንን ዘጥረየኦ ጠባይ፡ ተፈጥሮ ዝዓደለን ካብ ደቂ ተባዕትዮ ፍልይ ዝበለ ኣደናቒ ባህሪ ኣለወን።...
ንመጻኢ ኣብ ዝተፈላልየ ዓውዲ ስፖርት ንሽወደን ስማ ከጸውዕዋን ተስፋ ዘለዎም መንአሰያት ካብ ዝተሰምዮ ኣርባዕተ ስፖርተኛታት ሓደ ወዲ...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ሳምንታት ሸሞንተ ሰብመዚ መንግስቲ 150 ዝተፈላለያ ከምኒ ኲባንያታት ህንጻ፥ ስነጽባቐን፡ መግቢን ጽገና ኣቕሑን ዝተሃንጻሉ...
ኣብ ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት በዓልመዚ ኢሚግሬሽን 15 ናብብ ዓዶም ክስጐጒ ተበዪንሎም ዝነበሩ ሓተትቲ ዕቚባ ካብ ማእከላት ኣገልግሎት...
ኣብ 55 ሆስፒታላት እተኻየደ ዳህሳስን ሰነዳዊ ፊልም ካሊበርን ከም ዘመልክትዎ ብቕዓት ዘይብሎም ሓካይም ገና ሕሙማት ኣብ ምእላይ...
ካብ 2013 ጀሚሩ መጠነ ዕብየት ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን እንዳኣንቖልቆለ ምምጽኡ ተገሊጹ። ብመስረት ዝወጸ ሓዱሽ ስታትስትክስ ብዝሒ ህዝቢ...
ብመሰረት ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዘን ዝቕጽላ መዓልታት ኣብ ደቡባዊ ክፈል ዝናብ ኣብ ሰሜናዊ ክፍላ ድማ በረድ ክህሉ...
ብልገሳ ካብ ሓደ ሬሳ ዕዉት ምስግጋር ስርዓተ ማህጸን ምክያዱን እታ ሰበይቲ ኣብ ኣዝዩ ጽቡቕ ኲነታት ጥዕና እኳ...
ፖሊስ ኣብ መርበብ ሓበሬታኦም ኣብ ዝዘርግሕዎ ዜና ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ናይ ዝተሰናበትናያ ዓመት ኣብ ኣህጒራዊ መዓርፎ ነፈርቲ...