41 ሰባት ምስ ኣመናዝር ጾታዊ ርክብ ክትገዝኡ ተረኺብኩም ብዝብል ምሓዙን ካብዚኣቶም ብርክት ዝበሉ ሰራሕተኛታት ኲባንያታት ሽወደብ ምዃኖምን...
ዜና
ሽወደን ብ ጒዳይ ማዕርነት ጾታ ኣብ ሊጋት ዝለዓለ ቦታ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ...
እዚ በብመዓልቲ እንዳወስኸ ዝኸይደ ዘሎ ቑጽሪ ግዳያት መልኸፊ ኮረና ቫይረስ ስጋብ ን ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ዝተረኽቡ 13...
ሽማግለታት ጡረተኛታት ሽወደን ዝያዳ ገንዘብ ክቕበሉ እዮም ተባሂሉ። እዚ ካብ ዝመጽእ ዓመት ኣትሒዙ ግብራዊ ክኸውን እዩ። እዚ...
ኣብ ሽወደንን ብልፍንቲ መንግስቲ መስሪተን ዘለዋ ፓርትታት ከከም ኣድላይነቱ ሓደስቲ መጻእተኛታት ቆልዑ ግዱድ ፕሮግራም ትምህርቲ ክውሰኾም ኣለዎ...
በዓልመዚ ስደተኛታት ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መገለጺ ብዛዕባ እዚ ካብ ዶብ ቱርኪ ዝውሕዝ ዘሎ ስደተኛታት ይከታተል ምህላዉን ጻዕቂ...
ስድራቤታዉ ልቃሕ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ጥሪ እናዓበየ ምምጽኡ ሓደስቲ ኣሃዛት ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣመልኪቶም። እዚ መጠን ዕቤት...
ፖሊስ ከተማ ዮተበሪ ኣብ መንእሰያት ዝረአ ገበንን ራስያን ብምኽንያት ምጥቓም ዕጸፋርስ ዝድረኽ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ድማ ነቲ...
ሎሚ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ዝኾኑ ከፈልቲ ግብሪ ናይ 2019 ቅጥዒ ቀረጽ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ክቕበሉ እዮም ተባሂሉ። በዓልመዚ...