ሎሚ ዕለት 31/03/2020 ኣብ ሳንዱቕ ሽቕለት ኣልቦውነት (A kassan) ዝተመዝገበ ምሉእ ናይ ወርሒ መጋቢት ካሕሳ ክሕሰበሉ ምዃኑ...
ዜና
ኣብ ኣገልግሎት ሽቅለት ዝምዝገቡ ሰባት ብዕጽፊ ወሲኾም። ድሕሪ ምኽሳት ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣገልግሎት ሽቅለት ሽወደን ዝተመዝገቡ ሰባት...
ቊጠባ ሽወደን ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ብሓያል ተጸልዩ እንሃለወ ኣብዚ ወርሒ ካብ ስራሕ ምድስካል ብናህሪ ይረአ ምህላዉ ተገሊጹ።፡...
ሰልፊ ሞድራትና ንሰራሕተኛታት ጥዕና ብውሑዱ 5000 ክሮና ሽወደን ብመልክዕ ተወሳኺ ሓገዝ ክህብወን ከም ዝደልዩ ገሊጾም ክትብል ጋዜጣ...
መንግስቲ ሽወደን ኣቐዲሙ ንብዝሒ ህዝባዊ ምትእኽኻባት ኣመልኪቱ ልዕሊ 50 ሰባት ንኸይእከቡ ዝኽልክል መምርሒ ኣመሓላሊፉ ከምዝነበረ ይፍለጥ። ፖሊስ...
ቆንስል ዞባ ብዛዕባ እዚ ቅልውላው ኣመልኪቱ “ደልሃመት ዝመልኦ ግዜ እዩ ዝጽበየና ዘሎ ኢሉ”። ኣብ ዝመጽእ ሳምንቲ ህዝቢ...
ሚኒስተር ዲጂታላይዜሽን ናይ ቴሌፎን ምክትታል ክግበር ከም ዝድግፍ የፍልጥ። ፖለቲከኛታት ሽወደን ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ብሞባይል ብዝርከብ ዳታ...
ቦርድ ኢመግሬሽን ብዙሓት መደባት ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ክቋረጹ ይገብር ምህላዉ ድማ ተመልኪቱ። ውሕስነት ሓትተቲ ዕቚባ ንምዕቃብን ለበዳ...
ሎቪን፡ ንዓና ዝሰማማዕን ከነትግብሮ እንኽእልን ውሳነታት ኢና ነመሓላልፍ ከም ኖርወይ ዝገበረቶ መንግስቲ ሽወደን ውን ንከተማታት ሽወደን ክዓጽወን...
እቲ ኣብ ውሽጢ ሽወደን እተካይዶም ዝነበረት በረራታት ንዝቕጽል ወርሒ ሚያዝያ ከምዘቋረጸቶ መንገዲ ኣየር ኖርወጂያን ሓቢራ። ብሰንኪ ምልባዕ...