ቅድሚ ን”ሶሻል” ምሕባር ምዝርራብ ወለዲ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ፈሪሆም ንደቆም ካብ ትምህርቲ ኣብኲሮም ኣብ ገዛ ከጽንሑ...
ዜና
ተለቪዥን ሽወደን፡ ኣብ ስቶክሆልም ዝርከቡ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝኾኑ ኣረጋውያን ምምሕያሽ የርእዩ ከምዘልዎ ትገልጽ። ኣብ መብዛሕትአን እንዳ መናበይ...
ካብ ሽወደን ንሃገሮም ንኽባረሩ ዝተወሰነሎም ኣብ ፍሌን (Flen) ዝተባህለ ቦታ ዝርከቡ 16 ስደተኛታት ሎሚ ናይ መግቢ ምሕራም...
ኣብ ከባቢታት ሊክሲላ፡ ኦምዮን ሸልቭትዩ ዝርከባ መደበር ጥዕናታት ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና እቲ ዝወሓደ ቁጽሪ ናይ ልቢ...
በዓልመዚ ሕዝባዊ ጥዕና ብመስረት ኣብዚ እዋን ዝርኤ ዘሎ ዝርግሔ ለበዳን ብዝሒ ሞት ግዳያት ኮቪድ-19 ካብ ግዜ ናብ...
ብመሰረት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ከም ዝዓረገ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጠቒሳ። ኣብ ወርሓ...
ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዘሎ መጠንቀቕታ ዕሽሽ ብምባል ሰባት ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ይንቀሳቐሱ ምህላዎም ከም ዘጒሃዮ ክኢላ ተላባዕቲ...
ብመስረት ሓበሬታ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሽወደን ዝልዓለ ዓቐን ዘለዎ ሙቐት ክህሉ...
ሓለቓ መማህራን ናይታ ንምእጋድ እስላማዊ ሕጃብ ዝተቓወመት፡ ኣብ ደቡብ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ስኩሩፕ (Skurup) እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡...
መንግስቲ ንሽወደን ነቲ ካብ ኤዉሮጳ ወጻኢ ናብ ሽወደን ንምእታዉ ዝጸንሐ ግዚያዊ እገዳ ብምንዋሕ ን30 ተወሳኺ ማዓልታት ክጸንሕ...