ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆም ትርከብ ተንስታ ሎሚ ኣብ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ብመንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ዝተከፍተ ቶክሲ ሓደ...
ዜና
ብመሰረት ማእከል ቛንቛታት ሽወደን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዘውጽኦ መግለጺ ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ ንውድኦ ዘለና ዓመት ብብዝሒ...
30 ታሕሳስ 2020 ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻል ባርዕ ናይቲ ከተማ ንኾሎም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ብሰንኪ እቲ ኣብ ማእከል...
ኣብያተ ክርስትያን ሽወደን ንግዳያት ለበዳ ኮሮና ዝዝክር ምድዋል ክግበራ ምዃነን ተገሊጹ። ኣብ ዱሮ ሓድሽ ዓመት ሰዓት ሽዱሽተ...
ብራዚላዊት ክለብ ሳንቶስ ኣብዚ ሓለፈ ሰሙን ብ ኣርጀንቲናዊ ለዮነል መሲ ብ 644 ዝተስብረ ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ...
ሰብ መዚ ጥዕና ነቶም ቋንቋ ሽወደን ዘይመልኩ ሰብት ሓበሬታ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምብጻሕ ፍልይ ዝበለ ጻዕሪታት የካይዱ...
ካብዚ ዝቅጽላ ክለተ ሰሙናት ንለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ መንግስቲ ትርር ዝበለ ሓድሽ ሕጊ ከተግብር ሙኻኑ ይሕብር። በዚ...
ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ስቶክሆልም ማለት ኩባንያ SL ኣብ ስቶክሆልምን ከባብን ዝንቀስቀሳ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ባቡራት፣ ጀላቡን ኣውቶብሳትን...
ብመሰረት ውሳኔ ሕብረት ኤውሮጳ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ካብ ዕለት 27 ታሕሳስ ናብ ኩለን ኣባላት ሃገራት ክባጻሕን...
ወትሩ ካብ ኣእምሮ ኣፍቀርቲ ስፖርት ብሓፈሻ ካብ ደገፍቲ ባርሶሎን ብፍላይ ዘይሃስስ ተዘክሮ ዘልዎም ብጥምረት MSN መሲ፣ስዋረዝ ነይማር...