ካብ ሎሚ ዕለት 14 ጥሪ 2021 ዝኾነ ሰብ ፓስፖርት ማለት främlingspass ወይ resedokument ከመልክት ወይ ከሐድስ ምስዝደሉ...
ዜና
ሃገራዊ መዝሙር ኣውስትራልያ ዝያዳ ሓቛፊ ብዝኾነ መንገዲ ምምሕያሽ ከምዝተገብሮ ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ተሓቢሩ። ኣብቲ ቅድሚ ሕጂ...
ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ...
ኣብ ሒዝናያ ዘለና ዓመተ 2021 ቀዳማይ መዓልቲ ጥራሕ 371 504 ህጻናት ከምዝተወለዱ ዓለምለኻዊ ውድብ ዮኒሴፍ ኣፍሊጡ። እዚ...
ኣብ እዋን ክሪስማስ ብዘይካ ኣብ ጎቦታት ኣብ ካልእ ዝወሓደ ምንቅስቓስ ክግበር ጻውዒት ቀሪቡ። ምስ ዝሓለፈ እዋን ክሪስማስ...
ዓመተ 2020 ብዙሕ ዘሕዝኑን ዘሐጉሱን ፍጻመታት ኣብ ዝባና ጼራ ክትፋነወና ሰዓታት ተሪፍዋ ኣሎ። ምድላዋት ኣልኮምፒስ ትግርኛ ነበር...
ኣብዚ ቅነ ቦክሲን ማች ብተደጋጋሚ ነጥቢ ክትድርቢ ትርኤ ዘላ ክለብ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ምስ ዌትብሮሚች...
ኣብ ወርሒ ለካቲት ካልኣይ ኣርባዕተ ገጻት ፕሮግራም ክትባት ጸረ ኮሮና ክካየድ ምዃኑን ኣብዚ ድማ ልዕሊ 70 ንዝዕድሜኦም...
አርእስተ ዜና 1. ብሓድሽ ሕጊ ለበዳ ሽወደን፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዝለዓለ ስልጣን ረኺቡ። 2. ኣብ ሽወደንን...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፊን ኣብ 20 ታሕሳስ ኣብ ጋለሪያ ዕዳጋታት ተራእዩ ምንባሩ ተፈሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ...