ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ነቲ ትማል ሓሙስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ፡ ሃገሮም ናብ ኔቶ ብዝቐልጠፈ...
ዜና
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ፡ ብዝቐልጠፈ ናብ ኔቶ ምጽንባር ከም ዝድግፉ፡ ትማል ሓሙስ ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ...
ኣብ ትሽዓተ ናእሽቱ ቖልዑ፡ ኣሰካፊ ደረጃ ነድሪ ጸላም ከብዲ–ማለት ወይቦ—ድሕሪ ምርካቦም፡ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ወለዲ ብዛዕባ ጥዕና ስድራኦም...
ሽወደን፡ ከምቲ ናይ 2018 ዝመስል ኲነታት ሳመር ከጋጥማ ይኽእል እዩ፡ ክብል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዮተበሪ ተመራማሪ ክሊማዊ ኲነታት ሃንስ...
ሽወድንን ብሪጣንያን፡ ሓዲአን መጥቃዕቲ ምስ ዝወርዳ እታ ኻልእ ሓገዝ ከተበርክት፡ ዝብል ውዕል ዘጠቓልል ስምምዓት ትማል ረቡዕ ክቲመን ተባሂሉ።...
ኣብ ማእከል ከባብያዊ ለበዳ፡ ተመራመርቲ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት፡ ካብ ሚያዝያ 2020 ኣትሒዞም ኲነታት ፈሳሲ ጎሓፍ ኮቪድ ክከታተሉ ምጽንሖም ተገሊጹ።...
76% ካብ ህዝቢ ፊንላንድ፡ ሃገሮም ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ NATO ክትከውን ከም ዝድግፉ፡ ን Yle ወኪሉ ዝተገብረ...
“ሽወደንን ፊንላንድን፡ ኣባላት ወተሃደራዊ ሽርክነት ኔቶ እንተኾይነን፡ ሓይሊ ምክልኻል ኖርዲክ ክድንፍዕ እዩ” ክብል ሚኒስተር ምክልኻል ሽወደን ትማል ሰሉስ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን፡ ምስ ሽወደናዊት መዘናኡ ማግዳሌና ኣንደርሾን ንምርኻብ፡ ሎሚ ረቡዕ ናብ ሽወድን ክኣቱ እዩ ተባሂሉ።...