ብኤለትሪክ ዝሰርሓ መካይን ንምርካብ ዘሎ ነዊሕ ሪጋ፡ ዋጋ መካይን ሓራጅ ንክውስኽ ምኽንያት ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ዓለም-ለኻዊ ሰንሰለት ቀረብ፡...
ዜና
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብታ ሃገር ናብ ዝርከባ መሳጊድ ይዂን ካልኦት ሃይማኖታዊ ትካላት ዝግበር ናይ ወጻኢ ምወላ፡ ደው ከብል ድሌት...
ኣብ ክሊ ዕድመ ሰላሳታት ዝርከብ ሓደ ሰብኣይ፡ ኣብ መዓልቲ ዓርቢ ስቕለት፡ ኣብ ሪንክቢ (ስቶክሆልም)፡ ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ብዝተኸስተ...
ኣብዚ ሰሙን “ከባቢ ሰላም” ዝብል ሓረግ ኣብ ዓመታዊ ፎረም ሰላምን ልምዓትን ስቶክሆልም ፍሉይ ኣተኲሮ ተዋሂብዎ ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ነቲ ሓሙሽተ ፖለቲከኛታት ሽወደን ን ሰልፊ ሰራሕተኛታት ቱርኪ (PKK) ይውክላ እየን፡ ዝብል ብ ጋዜጣ...
ሃገራት ምዕራብ፡ ን ዩክሬይን ዝገብራኦ ሓገዝ ከዕዝዛ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበራኦ እገዳ ከስፍሓ፡ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና...
ናብ ሽወደን ምስ ኣተዂም፡ ብኸመይ ስራሕ ትረኽቡ? ክንደይ ግዜኸ ይወስደልኩም? ስራሕ እንክትደልዩ፡ እንታይ ኣብ ግምት ከተእትዉ ኣለኩም? ሬድዮ...
ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን ዝርከባ ብርክት ዝበላ ኲባንያታት፡ እናነሃረ ንዝመጸ ጠለብ ጸዓት ኤለትሪክ ንምምላእ፡ ናይ ንፋስ ጸዓት ከልምዓ ድሌት...
ቤት ፍርዲ ወረዳ ዮተበሪ፡ ናብ ዳዕሽ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ግብረሽበራዊ ውድብ ክጽንበሩ ንዝፈተኑ ክልተ ኣሕዋት፡ ነፍሲ ወከፎም ብሸሞንተ ኣዋርሕ...