ብምኽንያት ቅልውላው ዩክሬይን መንግስቲ ንዶባት ዝምልከት እማመ ምምሕያሽ ሕጊ ኣቕሪቡ’ሎ። ካብ ዝመጽእ 8 ሚያዝያ ጀሚሩ ብባቡር፡ መርከብ...
ውህደት
ብቐዳም ምሸት ኣብ መሎዲፈስቲቫለን ኣብ ዝተካየደ ውድድር ደርፊ ምዕዋታ ክትጾሮ ዝኸብዳ ሓጎስ ከም እተሰምዓ ኮርኒልያ ጃኮብስ ገሊጻ’።...
እንድሕር ኣብ ዝቕጽል መስከረም ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ተዓዊትና ናብ መንግስቲ ኣቲና ናብ ኔቶ ኣባልነት ክንሓትት ኢና ክብል...
ንጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን ዝበለጸ ግሉጽነት ዘለዎ ፋይናንስ ክህልዎም ከፈልቲ ግብሪ ጠለብ ኣቕሪቦም ኣለዉ። ከፈልቲ ግብሪ ነዚ ሕቶ...
ኣብ ዘሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ዝነጥፉ ውድባት ገበን ን ዩክሬናውያን ዕላማ ይገብሩ ምህላዎም ድሕሪ ዝመጸ ሓበሬታ ሓይሊ ፖሊስ...
ብምኽንያት ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ዝፈጸመቶ ወራር ትማል ረቡዕ ሩስያ ካብ ቆንስል ኣውሮጳ ከም እተሰጐገት ተገሊጹ።. ኣብ ምፍላም...
ኣማኢት ስደተኛታት ዩክሬይን ፓስፖርት ስለዘይብሎም ወይውን ናብ ካልእ ሃገር ኖርዲክ ክኸዱ እዮም ብዝብል ብ ዴንማርክ ተዓጊቶም ምህላዎም...
ኣብ ቤይጂንግ ክሳተፉ ዝጸንሑ ኣትሌታት ሽወደን ኣብ ዝሓለፋ ድሕሪ 20 ዓመታት ዝበዝሐ ሜዳልያታት ሒዞም ብሰሉስ ናብ ዓዶም...
ማዕከናት ዜና ሽወደን ነቲ ኣብ ክሬይን ዝካየድ ዘሎ ፍጻመታት ኣመልኪተን ብቋንቋ ሩስያ ዜናታት ክዝርግሓ ምጅማረን ተገሊጹ። ምስ...
ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋታት መግቢ ቆንስላት ምምሕዳራት ከተማ ስርሒታተን ብግቡእ ከየካይዳ ብኣሉታ ይጽለዋ ምህላወን ተገሊጹ። ንኣብያተ ትምህርቲ፡ መእለዪ...