ወሃቢ ስራሕ፡ ኣብ ልዕሊኡ ቀድታት እናሃለዉ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ እንተድኣ ሓቲቱ፡ ክወሃቦ ኣይክእልን እዩ። ብዘይካ እዚ፡ ነቲ...
ውህደት
ዝሓለፈ ወቕቲ ጽድያ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዝውዕል፡ ናይ ጽገና ሓገዝ ዝብል መጸውዒ ስም...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ተሓጋገዝቲ ሓኪም ( nurses)፡ መወልዳን (midwives)፡ ባዮሜዲካል ተንተንቲ (biomedical analysts)፡ ክኢላታት ኤክስረይ (X-ray...
ህንዲ ኣብ ዓመተ 2070፡ መጠን እትፍንዎ መጠን ካርቦን ናብ ዜሮ ንምውራድ ትሰርሕ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ፡ ናሬንድራ...
ኣብ ጒባኤ COP 26፡ ልዕሊ 100 መራሕቲ ዓለም ኣብ ዓመተ 2030፡ ምብራስ ኣግራብ ደው ምባልን ዳግመ ምግራብ...
ቡልጋርያ፡ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክኣትዉ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ 350 ወተሃደራት ናብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ ከባቢ ኣዋፊራ ምህላዋ...
ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ናይጀርያ ዝኾነት ሌጎስ፡ 21 ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ብምፍራሱ፡ ብውሕዱ 6 ሰባት ምሟቶምን 100 ዝኾኑ...
ኣስታት 200,000 ሰባት ዝተረፈ ቀረጾም ኣይከፈሉን። እዚ ድማ ናብ 7.3 ቢልዮን ክሩነር ዚጽጋዕ ኢዩ። እንተ ነውሐ ሕዳር...
ሰንበት ምሸት ሰለስተ መንእሰያት ማኪናኦም ካብ መገዲ ወጺኣ ምስ ነደደት ሞይቶም። እዚ ዝኾነሉ ድማ ኣብ ሁልታፎሽ ኣብ...
ሃገረ ኢንዶኔዥያ፡ እታ ኣብ ዓለም፡ ቀዳመይቲ ንጸረ ኮቪድ-19 ዝኾነ ክታበት ኖቫቫክስ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ክኾና...