ትማሊ ረቡዕ፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ሃገረ ዴኒማርክ፡ 3017 ከምዝተመዝገበ ጸብጻባት ኣሃዱ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዴኒማርክ ገሊጹ ክብል...
ውህደት
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም እንተወሓደ ሓደ እብረ ክታበት ኮቪድ ዝተኸትቡ ሰባት፡ 7,346,868 በጺሑ ከምዘሎን፡ እዚ...
ኣባላት ባይቶ ሽወደን፡ ኣብ ናይ ባይቶ ስራሓት ከይተሳተፉ፡ ክፍሊት ክኽፈሉ ምጽነሖም ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት...
ኣብ ምምሕዳር ስሞላንድ፡ ቬክኾ፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ክንክንን ክትሰርሕ ምስ እትደሊ እንታይ የድልየካ? ጸረ ሕማም ኮቪድ-19፡...
ዝኾነ ሰብ፡ ብመንግስቲ ተፈላጥነት ዘለዎ ክታበት ድሕሪ ምውሳዱ ጉድኣት ምስ ዝወርዶ፡ ካብ መንግስቲ ሽወደን፡ ካሕሳ ክኽፈሎ ዝብል...
ዕግርግር ካፒቶል ንምምርማር ዝቖመት ሽማግለ ባይቶ: ኣብ ዋይት ሃውስ ንዘሎ ሰነዳት ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ንኽትርኢ...
ንኽትስራሕ 600 ሽሕ ዶላር ዝሓተተት፡ 45 ዓመት ዝዕድሚኣ፡ ብስቲቭ ጆብስ ዝተሰርሐት ፍርያት ኣፕል ዝኾነት ኮምፕዩተር፡ ብ 5...
ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ዜጋታት ፈረንሳ፡ ብቑዕ ዝኾነ ናይ ኮቪድ መስክር ወረቐት (ኮቪድ ፓስፖርት) ንኽረኽቡ፡ ሳልሳይ እብረ...
ካብ ዴኒማርክ ናብ ሽወደን ዝካይዱ መስርሕ ምስግጋር ዘይሕጋውያን ሰባት፡ ክዓግት ከምዘይክእል፡ ፖሊስ ሓለዋ ዶባት ሽወደን ሓቢሩ ክብል...
ዓርቢ መዓልቲ፡ ዕለት 12 ሕዳር፡ ናይዚ ዓመት’ዚ ዘይተኸፍለ ዕዳ ግብሪ ዝኽፈለሉ ዕለት ምዃኑ፡ ቤት ጽሕፈት ኣታዊ ውሽጢ...