ሰብ ሞያ ስነዂዕታ ግብጺ፡ ሓደ ኣገዳሲ ኣርኪኦሎጂያዊ ዳህሳስ ምፍጻሞም ገሊጾም ኣለዉ። ሓንቲ ካብተን ብፎርኦናት ተሃኒጻ ዝነበረትን ጸሓይ...
ውህደት
ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ተኸትቡ፡ ንዘጋጠሙ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ብዝምልከት ዝቐረቡ ጥርዓናት፡ ድሕሪ ምጽራዮም፡ ሒደት ሰባት ጥራይ እቲ ዘቕረብዎ...
መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም 2.8% ከምዝነበረን ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ድማ 3.1% ከምዝበጽሐ ማዕከን CPIF ክሕብር...
ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ከም ዝመርሐ ዝንገረሉ ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንባዕሉ መራሒ ዝገብር ሓድሽ ቆንስል መሪሕነት ኣቚሙ’ሎ።...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ኣብ ዝገብሮ ዑደት፡ ንሃገራት ኬንያ፥...
እዚ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል እዩ ክብል፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ሓደ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ...
ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ምያንማር፡ ንኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ን 11 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ ፌንስተር ዝተባህለ ኣሜሪካዊ፡ ሕጊ ኢሚግሬሽን...
ኣስታት 1000 ስደተኛታት፡ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃልባ ብምስንጣቕ፡ ናብ ብሪጣንያ ምእታዎም ይግለጽ ኣሎ። እዞም ስደተኛታት ካብ ንፋስን ማዕበልን...
ህንዲ፡ ብለበዳ ኮሮና ብኸቢድ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት እኳ እንተኾነት፡ ዓመታዊ ብተኸተልቲ ሃይማኖት ሂንዱ ዝጽንበል ፈስቲቫል ብርሃናት (ዲዋሊ)...