ኣብ ዴንማርክ: ካብ መጀመርታ እዚ ዓመት ጀሚሩ: ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ስኩተራት ዝዝውሩ ሰባት: ቆብዕ መከላኸሊ ርእሲ (helmet) ክጥቀሙ...
ውህደት
ድሕሪ በዓላት ልደት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙንን ፈረቓን ቤት ትምህርትታት ናይታ ሃገር ክኽፈቱ ምዃኖም ተፈሊጡ። ጎናጎኒ ምስ’ዚ...
ኣብ ዌልስ ኣብ ዝርከብ ዎርፓዝ፡ ዝተቘጥዐ ምጹጽላይ ጉደኣት የውርድ፡ ሓደ ምጹጽላይ ኣብ ቶም ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዊልስ...
ሓደ ኣብ ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መካነ እንስሳታት ዝነብር ነብሪ፡ ኣብ ጥቓ ሓጹር ንሓደ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ኣብ...
ንመጀመሪታ ግዜ ድሕሪ ነዊሕ እዋን፡ ደቂ ለንደን ነቲ ህቡብ ‘ቢግ ቤን’ (Big Ben) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ሃገረ...
ከም ጸብጻብ ዓለምለኻዊ ፌደሬሽን ጋዜጠኛታት (international federation of journalists – IFJ) ኣብ 2021፡ 45 ጋዜጠኛታት ስርሖም ኣብዝሰርሑሉ...
ብሓሙስ ክትውንጨፍ ተሓሲባ ዝነበረት ናይ ኢራን ሮኬት ፈሺላ። እቲ ውጥን፡ ምስ ሰለስተ መሳርሒታታ ኣብ ዙሪያ ምድሪ ዑደት...
ብተኸታታሊ ካብ እትቐርብ ፊልም ስፓይደር ማን ዝኾነት ለንቅነ ዝቐረበት Spider Man: No way home እትበሃል ፊልም፡ ኣታዊኣ...
ጓል ሊቀ ጳጳሳትን ተቓላሳይ ጸረ ኣፓርታይድን፡ ደዝመንድ ቱቱ፡ ኣፍቃሪን ሓቛፊን ኣቦ እዩ ኔሩ ክትብል ጓሉ ገሊጻ። “ኣቦና...
ጸሓይ ድማ ትበርቕ፡ ጸሓይ ከኣ ትዓርብ፡ ናብቲ ዝበረቐትሉ ቦታ ክትምለስውን ትቕልጥፍ…….. ዓይኒ ብምርኣይ ኣይትጸግብን፡ እዝኒ ከኣ ብምስማዕ...