መጠነ ሞት ሕማም ልቢ ኖርበርተን ኣብ ዓመተ 2017 ኣብ ሽወደን ዘጋጠሙ ናይ ሞት ሓደጋታት ዝበዝሐ እጃም ከም...
ውህደት
እዚ ሓበሬታ ፖሊስ ዴንማርክ ካብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እዩ ተረኺቡ። እታ ባቡር ብረቡዕ ንደሴታት ዴንማርክ ዘራኽብ ድልድል...
ፖሊስ ኣብ ሞልንዳል ክልተ ደቀንስይዮን ሓደ ሰብኣይን ብፈተነ ቅትለት ኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። እቶም ፖሊስ...
ሓለዋ ገማግም ስፔይን ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት 401 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ። ኣፈኛ እቲ በዓልመዚ ከም...
ካብ ሃገረ ሽወደን እተረኽበ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዘረጋግጾ ወልፊ ቁማር ዘለዎም ሰባት ነፍሰ ቕትለት ናይ ምፍጻም ተኽእሎኦም...
ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን ዝሓለፈ ዓመት 2018 ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ናይ ምጽባይ ግዜ እኳ እንተጒደለ ብምኽንያት ምጉዳል...
ሎሚ ኣብ ዴንማርክ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብዙሓት ክሞቱ እንከለዉ ሽሞንተ ናይ መቚሰልትን ሓደጋ በጺሕዎም ክብለ ኩባንያ መገዲ...
ጸብጻብ ሓጎስ ፍታሕ ዘላቒ ምዕባለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተባህለ ውድብ ንሽወደን ምስተን ቀዳሞት 10 ሕጒሳት ሃገራት ሰሪዕዋ።...
ካብ ፈለማ ሰዓታት ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ዝበዝሑ ክፋላት ሽወደን ብርቱዕ ማዕበል ከጋጥም ምዃኑ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ...
ኣብ ማልም ለይቲ ምድሪ ናብ ሓደ መስጊድ ተዂሲ ከም እተገብረ እንተኾነ ግና ምንም ሃስያ ዘይምብጽሑ ጋዜጣ ዴይሊ...