ብውሑዱ ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ሲነማ ትያትርን ኤግዚቢሽን ቤተመዘክርን ዝበጽሑ ሰባት መጠን ሓደጋ ጭንቀት ብ 48 ሚእታዊት ከም...
ውህደት
ሚኒስተር ጸዓት ሽወደን ኢብራሂም ባኢላን ን ዳይረክተር ጀነራል መርበባት ማሕበር ጸዓት ሽወደን Ulla Sandborgh ብምጽዋዕ ብዛዕባቲ ስልጣና ብዘይኣገባብ...
ኣብ መንጎ ሰልፊታት ዴሳዊ ዴሞክራሲ ከባብያዊ ማእከላይን ሊበራላዊን ሰልፊ ሓደ ስምምዕ ተበጺሑ ክትብል ሬድዮ ekot ጸብጺባ። እዚ...
ቤትፍርዲ Lund ኣብ Hoor ምምሕዳር ከተማ Sakunah ንእትቕመጥ ጓል 30 ዓመት ሰበይቲ ዝሓለፈ ግንቦት ጨዊኹም ንክልተ መዓልታት...
ሰብመዚ ጥዕና Norbotten ሓደስቲ ዓይነታት ለበዳ ቲቢ ከም እየራእየ ብሓፈሻ ቊጽሪ ሕሙማት 7 ምብጽሑን ይገልጽ። ዝሓለፈ ታሕሳስ...
ሓደጋ ትራፊክ ብፍላይ ኣብ E4 ስቶክሆልምን Ostergotlandን Sormalandን ምስ ምውሳኹ ፖሊስ ኣብ ጎደናታት ዝያዳ ሓደጋ ከይክሰት መጠንቀቕታ...
ዴሳዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ምስ ለዘብተኛ ክርስትያንን ሊበራላዊን ሰልፊታት ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራቤት ዝነበሮም መርገጺ ከንሳሕቡ...
ኣብ 2018 ናብ ኮሚተ ህዝባዊ ጥርዓን ዝውሕዝ መረረ ዓማዊል ብ 85 ሚእታዊት ምውሳኹ ተገሊጹ። ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ...
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ነበር ጃን ኤሊያሰን ዝመጽእ መንግስቲ ሽወደን “ሓላፍነት ዘለዎን ሰብኣዊነት ዝመልኦን ፖሊሲ ስደተኛታት ክኽተል” ድሌት ከም...