ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ እዩ ክበሃል ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኣሎና፡፡ እዚ ማለት ሰብ ንበይኑ ተነጺሉ ህላዌኡ ከውሕስን ክሰርርን ኣይክእልን...
ውህደት
ኣብ ክሊ ዕድመ ስሳታት ዝርከብ ሰብኣይ ብቐዳም ብጥይት ከም እተቐትለ ይንገር ኣሎ። ፖሊስ ብዛዕባ እቲ ናይ Slavsta...
እቶም ኣብ ሽወደን ግበረሽበራ ክትፍጽሙ ውዲት ኣሊምኩም ብዝብል ብኣኽባር ሕጊ እተኸሰሱ ሰለስተ ሰባት እኹል መርትዖ ኣይተረኽቦምን ብዝብል...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንብሪጣንያ ፈረንሳይ ጀርመንን ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ነዞም ልዕሊ 800 ዝኾኑ...
ኣብ ሰለስተ ጋጻት ስቶክሆልምን ኣፕሳላን ዝርከቡ ኣፍራስ ሀርፐስ ብዝተባህለ ሕማም ቈርበት ዝስዕብ ቫይረስ ከም እተጠቕዑ ተገሊጹ። እዚ...
ብሪጣንያዊ ዜጋ ማሊ ማክሌን ብሪጣንያ ብዘይውዕል ካብ ኣባልነት ኣውሮጳዊ ሕብረት እንተስሒባ ንእኡን ካልኦት 28 ሽሕ ብሪጣንያውያን እንታይ...
በዓል መዚ ኢመግረሽን ናይ ስዊድን ዜግነት ንምርካብ ዘመልክት ሰብ መንነቱ ከረጋግጽ ከምዘለዎ ከምዝጠልቡ ርዱእ እዩ። እቲ በዓል...
ኣብ ዋጋ መግቢ ካብ ድኳን ናብ ድኳን ፍልልይ ኣሎዶ? ነዚ ንምፍላጥ ውድብ ጡረተኛታት እወደን ኣብ ከባቢ 700...
ብመሰረት ሓበሬታ ስታቲስቲክስ ክንክን ጥዕና ፕሪቭያ ኣብተን ፈለማ ሒደት ሳምንቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ብምኽንያት ድጓሕ ሓጋይ(...
ተመራመርቲ ሽወደን ዓሳ ንጥዕና ኣካላትን ከባቢን ኣዝዩ ኣገዳሲ ብምዃኑ ሰባት ዝያዳ ዓሳ ንኽምገቡ ምትብባዕ ከም ዘድሊ ይሕብሩ’ለዉ።...