ውህደት
ኣብ ህንዲ ብሕርሻ ዕጸፋርስ ዝናበሩ ሓረስቶት ግራውቶም ካብቶም ነቲ ዝበቘለ ዕጸፋርስ ክበልዑ ዝመጹ ፓፓጋሎታት ክከላኸሉ ይግደዱ ከም...
ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚሺጋን እትቕመጥ ኣሜሪካዊት መንእሰይ ብሕልማ ናይ 4 ሚልዮን ዶላር ለተሪ ክበጽሓ ኸሎ ድሕሪ ምርኣያ ብተደጋጋሚ...
ነቲ ዝህሉ፤ ምሳና ዝነብርን ዘሎን እውን ነፍቅር ኢና፡፡ ብኣኣቶም ባህ ይብለና፡፡ ነዚ ዓይነት ፍቕሪ ግሪኻውያን ፊልያ ኢሎም...
ሓፈሻዊ ምርጫ ህንዲ ኣብ ሸውዓተ እብረ ካብ ወርሓት ሚያዝያ ክሳብ ግንቦት ክካየድ እዩ ክብል ኮሚሽን ምርጫ እታ...
እዞም ተምሃሮ ኣብ ገዜ መርመራ እናታለሉ እናሃለዉ እዮም ተታሒዞም። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንጋዜጣ Sysvenskan ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዞም...
ሚኒስተር ባይቶ ነበር ንኣርባዕተ ደቀንስትዮ ኣባላት ባይቶ ጾታዊ ትንኮያ ፈጺምካ ዝብል ክሲ ምስ ቀረቦ ብፍቓዱ ስልጣኑ ምሕዳጉ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ጾታዊ ዓመጽ ናይ ዝበጽሖም ደቂተባዕትዮ ምውሳኹ ቆንስል ጸረ-ገበን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ገሊጹ፡፡ ብዙሓት ሰብኡት...
ብመሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ኣከባቢ ኣብ ልዕሊ መማሃራን ዝወርድ ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ርኡይ ወሰኽ ጌሩ’ሎ። ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ኣብ...
ኣብ ብሪጣንያ ብ ኤችኣይቪ ተለኺፉ ዝንበረ ሰብኣይ ካብ ኣንጉዕ ኣዕጽምቲ ናይ ካልእ ተጻዋርነት እቲ ቫይረስ ዘለዎ ሰብ...