ዝሓለፈ ሰሙን 120 ትካላት ቁንጅና ኣጽፋርን ማሳጅን ድሕሪ መርመራ ከም እተዓጽዉ ተገሊጹ። በዓልመዚ ከባቢ ስራሕ ሽወደን ኤጀንሲ...
ውህደት
ዲሲፕሊን ዲሲፕሊን፡ ሓደ ካብቶም ንሰብ ካብ እንስሳ ዝፈልይዎ ጠባያት እዩ። ዲሲፕሊን ማለት ስርዓት’ዩ። ዲሲፕሊን ማለት ርእሰ-ቚጽጽር’ዩ። ዲሲፕሊን...
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዋዜማ በዓል ፋስጋ ዘቤታዊ ስርቂ ብፍላይ ድማ ስርቂ ስልማት ወርቂን ካልእን ወሲኹ ምህላዉ ገሊጾም።...
ግብረሽበራውያን ስደተኛታት ተመሲሎም ኣትዮም ኣለዉ ክትብል ኢጣልያ ገሊጻ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ማትዮ ሳልቫኖ ኣብ ሊብያ ተኸሲቱ ብዘሎ...
ኣብ እዋን በዓል ፋስጋ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት እዛ ሃገር ምስዋር ሓዊ መሮር ክህሉ ከም ዝኽእል ብምጥቃስ ሰባት...
እዛ 16 ዝዕድሜኣ ሽወደናዊት መንእሰይ ረቡዕ መዓልቲ እያ ኣብ ሮማ ምስ ጳጳስ ተራኺባ። ርክቦም ኣካል ናይቲ ዝካየድ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ምምሕዳር ከተማ ማርክ ብሰሉስ ምሸት ሃለዋታ ንዘጠፍአ ጓል 70 ዓመት ኣዛውንቲ ንምርካብ ፖሊስ :መጫነውቲ...
ልግሲ ኣብ ህይወትካ እተመዝግቦ ብልጽግና ናይ በይንኻ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ቀንዲ መሰረት ብልጽግና ውልቃዊ ጻዕሪን ክእለትን እኳ እንተኾነ...