ሓፋራት ሓያሎ ማሕበራዊ ጸገማት’ዩ ዘጓንፎም። ንኸዕልሉን ምስ ሓደስቲ ሰባት ንኽላለዩን ይጽገሙ። በዚ ድማ፡ ብሕትዋትን ንጹላትን ኰይኖም ይተርፉ።...
ውህደት
ኣብ ርክብ እተፈላለዩ ጸገማት ከጋጥሙኻ ይኽእሉ። ንኣብነት: # እተፈላለዩ ኣተሓሳስባታትን ትጽቢታትን ምህላው; # መጻምድትኻ ክብሪ ዘይትህበካ ኮይኑ...
ኵሎም ሰባት ሰብኣዊ መሰላት ኣሎዎም። በዚ ምኽንያት’ዚ ድማ ወነንቲ መሰላት እዮም። መንግስቲ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምኽባር፡ ምክልኻልን...
ሕጻናትን ጎርዞታትን በዚ ሕጂ እዋን እናዓበዩ ዝርከብሉ ብዙሕ ዝተፈላለየ ዓይነት ሚዲያታት ዝረኽብሉ ዓለም ውሽጢ እዩም። ኣብ ትርፊ...
ብጣዐሚ ውሑድ ምንቅስቓስ ሕማም ከምጽእ ይኽእል እዩ። ናይዚ እቲ ብቀሊሉ ከስዕቦ ዝኽእል ሳዕቤን ናይ ሕቆ ሕማም፣ ሕሉፍ...
ጻዕሪ እኳ እንተሃለወ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝህሉ ጒድለት መማህራን ዓብዪ ሽግር ምዃኑ ቤኮት ሬድዮ ዝገበሮ ዳህሳስ ይሕብር።...
ሕጽረት ማግነዚዩም ብቐሊሉ ዘጋጥም ጸገም ኣይኮነን፡ ብኣንጻሩ ማግነዚዩም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መግቢ ክርከብ ይኽእል። ንኣብነት፦ ሕብራዊ ባኒ...
ቃላት ብርቱዕ ሓይሊ ኣለዎም። ለባማትን መስተውዓልትን እንክምስሉ “ረቂቕ ኣጽዋር” እዮም ዝብልዎም። ምኽንያቱ፡ ቃላትና እንተ ደሊና ሰባት ንቐትለሉ...
ወዲ ተባዕታይ ካብ ዝውለድ ዓመታት ናይ ዘቑጸረት ኣብ ደቡብ ፖላንድ እትርከብ ንኡሽቶ ከተማ ዝኾነ ከንቲባ፡ ወዲ ተባዕታይ...