ስምዒት ጸቕጢ፡ ጠንቂ ብዙሓት ሕማማት’ዩ። መብዛሕትኡ ግዜ፡ ሕርቃን መበገሲ ስምዒታዊ ጸቕጢ’ዩ። ሕርቃንካ ብግብረ መልሲ፡ ማለት ነቲ ጠንቂ...
ውህደት
ትምህርቲ ቋንቋ ሓደ ካብ ወለዲ፡ ወይ ክልቲኦም ወለዲ፡ ካብ ሽወደንኛ ወጻኢ ቋንቋ ኣደ ዝዛረቡ እንተኾይኖም፡ እሞ ድማ፡...
እዚ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ፍረ፡ ኣብ ሃገረ ጥልያን እቲ ብዙሕ ተገዳስነት ዘይወሃቦ ዝነበረ ፍረ እዩ። እቶም ቀዳሞት...
ጸጸር ናይ ኩሊት ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ምስ ሽንቲ ኩሉ ግዜ ርስሓት ይወጹ።እንተድኣ እዞም ርስሓት ብግቡእ...
“ፍሽለት ኣገዳሲ ኣይኰነን። ገዛእርእስኻ ምትላል ትብዓት ይሓትት።” ቻርሊ ቻፕሊን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝወደቕና ከም ዘለና ዘጠራጥር ኣይኰነን።...
ፓርቱናን ኣብ ከተማ ኣቴንስ-ግሪኽ ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መቕደስ እዩ። እዚ ቤተ-መቕደስ ኣብ ኣክሮፖሊስ ተባሂሉ ዝጽዋዕ እምባ ተደኲኑ ዝርከብ...
ሓደ እኹል ሰብ ብውሕዱ 2 ወይ ድማ 200 ግራም ፍራታት ንመዓልቲ ክምገብ ይግባእ። ክምዚ ምስ ዝምገብ ብስብሒ...
ስንክልና ኣሎዎ ዝብሃል ሰብ፡ ብምኽንያት ሕማም ወይ መጕዳእቲ ብዝወረዶ ጸገም ዝሰንከለ ኮይኑ፡ ደገፍ ዘድልዮ ሰብ ማለት እዩ።...
ምሁር ስነ-ልቦና ኣብርሃም ማስለው ሓደ እዋን፡ “ደቂ ሰባት ምስ ተወለዱ ካብ ስድራኦምን ሕብረተሰቦምን ብዝወርስዎ ክብርታት’ዮም ተማእዚኖም ዝዓብዩ”።...
ፈጸጋ ኣብ ቆርበትና ንኣሽቱ ነድሪ ቆርበት ወይ ዕንፍሩር ምስዘጋጥም ዝፍጠር ኩነት እዩ ኮይኑ ድማ ኣብ ከባቢ ላዕለዋይ...