ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታ ተማሃሮ ማእከላይ ደረጃ ሄልሲንግላንድ፡ ኣስታት 30 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፉን እቲ ጠንቂ ድማ...
ውህደት
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ህጻን ውልድ ምስ በለ፡ መን እየ ኣነ ብምባል ንነብሱ ኣይሓታን ወይ ንኺሓትት ብምባል...
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ኣረጋውያን ወሪዱ ዘሎ ናይ ተነጽሎ (ብሕታውነት) ኣጋጣሚ ንምቅላል ብምባል መንግስቲ ሽወደን...
መንግስቲ ዝሸሞ ኣወሃሃዲ ሪቻርድ በርግስትሮም ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ሽወደን ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ኮሮና ክታበት ክህልዋ ከም...
ግዳያት ኮሮና ዝኾኑ መንእሰያት፡ ብዝሖም ድሕሪ ናይ መመረቕታ ጽምብላት ከምዝወሰኸን ክረምታዊ ዕረፍቲ ኣብ ምብዛሕ ናይዚ ቫይረስ ዓቢ...
ዴኒማርክ ነቶም ካብ ውሱን ከባቢታ ሽወደን ዝመጹ በጻሕቲ ጥራይ ከተአንግድ ምዃና ኣፍሊጣ። እቶም በጻሕቲ፡ ነበርቲ ናይ ስኮና፡...
ኮንፈደሬሽን ማሕበራት ንግዲ ነቲ ሕግታት ሽቕለት ኣልቦነት ክቕይር ብምባል ዝቐረበ እማመ መንግስቲ፡ ብትሪ ነቒፉ ክብል ኣገልግሎት ዜና...
“ክረምቲ ኣብ P1”(Sommar i P1) ሓደ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቐርቡ ዓበይትን ብዙሓት ተኸታተልቲ ዘለዎ ናይ ሬድዮ መደባት...
መንግስቲ ሽወደን ንኣማኻሪ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነበር ሪቻርድ በርግስትሮም ከም ኣዋሃሃዲ መድሃኒት ኮሮና ኮይኑ ንኽዓዪ ከም ዝመዘዞ...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቲ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ቀይዲ መገሻታት ብምፍኳስ ካብ ዕለት 30/06/2020 ጀሚሩ ናብ 10 ኤውሮፓውያን ሃገራት...