ኣብ ዝቕጽል ውሑዳት መዓልታት መጠን ሙቐት ኣብ ሽወደን ክሳብ 300c ክበጽሕ ከምዝኽእል መደበር ኩነታት ኣየር ሽወደን (SMHI)...
ውህደት
ቅድሚ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ፡ ኣስታት 100 ሽሕ ሕሙማት ሞያዊ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ሪጋ ሒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ቁጠባ ሽወደን ብኸፊል ምሕዋይ የርኢ ምህላዉን ኣብዚ ዓመትዚ ሓፈሻዊ ኣታዊ እታ ሃገር ናይ 6% ጥራይ ምንቁልቋል ከርኢ...
ዋጋታት መግቢ፡ መስተ፡ ሽጋራን ሃለኽቲ ኣቕሑን ኣብ ሽወደን ምስ ማእከላይ ገምጋም ዋጋታት ናይተን ዝተረፋ 27 ኤውሮፓውያን ሃገራት...
ሎሚ ምሸት መቐጸልታ ጸወታ ኣልስቫኒስካ ብሰንኪ ኮረና-19 ተጸልዮ ተዓዘብቲ ኣብ ዘይቡሉ ዝተኻየደ ናይ ከተማ ስቶኮሆልም ደርቢ ጸወታ፣...
ተሌቪዥን ሽወደን፡ ነቶም ብኣብ ላትቪያ ዝመደበሩ Investio ዝተባህለ ናይ ሓሶት ኩባንያታት ገንዘቦም ዝተበልዑ ሰባት ኣቕሪቡ። ሓደ ካብዞም...
ጉዳይ ጥዕና ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ሽወደን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ክስራዕ እንከሎ፡ ቀጺሉ ድማ ኢሚግሬሽንን ምውህሃድ ስድራቤትን ዝስራዕ...
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ሄለን፡ ‘ዘይጋገ ሰብ የለን እንታይ ድኣ ካብ ጌግኡ ዘይእረም ሰብ’ዩ ሕማቕ’ ዝብል እምነት ተቐኒታ፡ ነቲ ካብ...
ዳሕረዋይ ዓርኪ ናይ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ብፋስ ኣብ ርእሱ ተሃሪሙ። እቲ ገበነኛ ኮይኑ ዝተረኽበ፡ ቀዳማይ ዓርኪ ናይታ...
ትማሊ ዓርቢ ሓደ ወዲ 60 ዓመት ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ እንከሎ ብዝወረዶ ማህሰይቲ ብኣምቡላንስ ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስደ ተፈሊጡ።...