በዓልመዚ ክሮኖፎግደን ናብ ገበነኛታት ዝሸጦም፡ ጥይት ዘይበስዖም ልባስ፡ ቀደሙ ካብ ገበነኛታት እተረኽቡ ምንባሮም ኤኮት ዘውጽኦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።...
ውህደት
ንኸም በዓል Hemköp፡ Willys ን Tempo ን ዝኣመሰሉ ትካላት ዘከፋፍል ኩባንያ Axfood፡ ሓደ ካብ ዓይነታት ዘፍርዮም ብሽኾቲ፡...
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ብ ሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሔ ውድድር ቻምፒዮን ሊግ ሎሚ ምሸት ውድድር ኣብ ዝተሰላሰሉ...
ዕላመት ኩባንያ H&M ን አንድ ኣዘር ስቶሪስ (& Other stories) ዘወዓውዕ ካታሎግ፡ ኣብ ሓደ ካብ ፍርያት’ቲ ትካል...
ፍርያት ጎትላንድስ ብሪጌሪ ዝኾነ “ዊስቢ ናን ኣልኮሊክ ላገር” (Wisby non-alcoholic lager) ዝብል ናይ ንግዲ ስም ዘለዎ ኣልኮል...
ኣብ ምምሕዳር ኦሬብሮ እትርከብ ናይ ስፖርት ክለብ፡ ሓደ ኣብ 40ታት ዝዕድሚኡ ህጻናት ዘሰልጥን ሰብኣይ፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናት፡...
ሽወደን፡ ነቶም ብሰንኪ ንበይሩት ዘንቀጥቀጠ ሓያል ነትጒ ዝተሃስዩ ሰባት ንምሕጋዝ ሕክምናዊ ሓገዝ ዝሓዘት ጽዕነት ናብ ሊባኖስ ከም...
ኣብ ማእከል ሞራ፡ ዶለርና፡ ሓደ ወዲ 18 ዓመት መንእሰይ፡ ካብ ውሽጢ ኣሜሪካዊት ናይ 60ታት መኪንኡ፡ ልዑል ድምጺ...
ትማሊ ረቡዕ ምሸት፡ ኣብ ማእከል ከተማ ያቭለ፡ ድምጺ ቶኽሲ ድሕሪ ምስምዑ፡ ፖሊስ፡ ንኽልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...