ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ መጀመርያ ኣብዚ ዓለም ምስ ተቐልቀለ፡ ሃዳናይን ኣካባይ ቋርፍን እዩ ነይሩ (hunter gatherer)። ኣብ ምህዳን፡...
ውህደት
ኤውሮፓዊ ኣሃዱ መድሃኒት (EMA)፡ ነቲ ብሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ትካል ኣስትራ ዚኒካ፡ ዝምዕብል ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ክግምግም ጀሚሩ...
ኣብ ሆስፒታላት ሽወደን፡ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዘድልዮም ሰባት፡ እናበዝሐ ምምጽኡ ተሓቢሩ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ግዜ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ...
ኣባላት ስድራቤት ናይ ሓደ ብኮሮና ዝተለኽፈ ሕሙም፡ ኣብ ገዛ ክውሸቡ ከምዝግባእ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ኣብ...
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና፡ ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ፡ ን650 ሰራሕተኛታት ከምዘሰናበተ ኣፍሊጡ። ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ 300 ኣማኸርቲ...
ኣብ ዓመተ 2021 ተወጢኑ ዘሎ ምውሳኽ ዋጋታት ክራይ ገዛ ብዝምልከት፡ ማሕበር ተኻረይቲ፡ እቲ ውጥን ከምዘይሰማማዓሉ ዳግመ ግምት...
ኖርወይ፡ ንለበዳ ኮሮና ኣብ ምክልኻል ዝሓሸ ምንቅስቓስ ትገብር ኣላ ዝበለት ቀዳማይቲ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ኣርና ሱልበሪ፡ ኣብያተ...
መንግስታዊ መርማሪ፡ ካርል ሄዝ፡ ኣብ ዝበሎ፡ ብመንገዲ ኢንተርኔት ዝዝርጋሕ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ምስዋር ጽልኢን፡ ንዴሞክራሲ ሽወደን ብኣሉታ...
ካብ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 01/10/2020 ጀሚሩ፡ ናብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ፡ ምብጻሕ ክጅመርን እቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ጸኒዑ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ከም በዓል ቬስተርቡተን፡ ዳላርናን ስቶክሆሎምን ዝኣመሰላ ምምሕዳራት፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ይረአ...