ላርሽ ሎራን ኣንደርሶን ዝተባህለ ኣብ ባንክሪድ (Bankeryd) ዝነብር ሽወደናዊ ጥሮተኛ፡ ንስደተኛታት ንምሕጋዝ፡ ግዚኡን ጉልበቱን ዘወፊ ዘሎ እዩ።...
ውህደት
ኣብ ከተማ ዮተቦሪ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ብሰንኪ ኣብ መማህራንን ተማህሮን ዝተራእየ ሓድሽ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ትምህርታዊ...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ ምውሳኽ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ይቕጽል ኣሎ ክብል በዓል መዚ ጥዕና’ዚ ምምሕዳር ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ...
ውሩይ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ክርስትያኖ ሮናልዶ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን መርመራ ኮሮና ኣካይዱ ኣወንታዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ መናበይ ኣረጋውይን፡ ምውሳኹ ተፈሊጡ። እዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ፡ ኣብ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ለበዳ ኮሮና ብዝምልከት፡ ስትራተጂ ንምሕንጻጽ፡ ምስ ኩሎም ፖለቲካውያን...
ኣብ ድሮትኒንጋታን (Drottninggatan) ስቶክሆሎም ዝርከብ ቤት መሸጣ ክዳውንቲ H & M፡ ካብ ሎሚ ዕለት 13/10/2020 ጀሚሩ፡ ዝኣረጉ...
ኣብ ዮኒቨርስቲ ኦምዮ፡ ዓሰርተ ሓደ ተማሃሮ፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተረጋጊጹ። በዓል መዚ ጥዕና’ቲ ከባቢን ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርስቲን ብሓባር...
ብዓርቢ ዕለት 9/10/2020 ሓንቲ ናይ ውልቂ ነፋሪት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሙዩኒክ ዓሊባ። ኣብቲ መዓርፎ ነፈርቲ ብዙሓትን ካብ...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን፡ 9% በጺሑ ከምዘሎን ብዝሒ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ፡ ክሳብ 456 ሽሕ ሰባት...