ኣገልግሎት ፖስታን መራኸቢታትን ሽወደን፡ ንመርበብ 5G ሽወደን ተባሂሉ ናይ ቻይናውያን ኩባንያታት፡ ሁዋዊን (Huawei) ዚቲኢን (ZTE) ፍርያት፡ ኣብ...
ውህደት
ማሕበረሰብ ሽወደን፡ ካብቶም ካብ ሰብኣውያን ማሕበራት ከም ዝተላእኩ ተመሲሎም፡ ናብ ገዛውቲ እናዞሩ፡ ዕምባባታት ዝሸጡ ሰረቕቲ ክጥንቀቁ ከምዝግባእ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምምሕዳራትን ካልኦት ፖለቲካውያን ኣካላትን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝሕግዙ ኣገባባት ንኸተኣታትዉ ዘኽእል ተወሳኺ ስልጣን ዝህብ...
ኣብ ደቡብ ሽወደን ፡ ምምሕዳር ስኮነ፡ ግዳያት ሕማም ኮቪድ-19፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኹ ይኸዱ ምህላዎም ጸብጻባት...
ውድድራት ቻምፕዮን ሊግ ዓመተ 2020/21 ሎሚ ንዓበየቲ ክለባት ማንቸስተር ዮናይትድ ምስ ፒኤስጂ ፣ ላዝዮ ምስ ዶርትማን ከምእውን...
ሎሚ ንግሆ፡ ብሰንኪ ኣብ ናይ ባቡር ምልክታት ዝተፈጥረ ብልሽት፡ ጉዕዞታት ናይ ባቡር ኣቋሪጹ ምርፋዱ ይፍለጥ። ኣብዚ ሕጂ...
ጽባሕ ሰሉስ፡ ኣብ ምምሕዳራት ዮምትላንድ፡ ቬስተርኖርላንድ፡ ያልቬሪቦሪ፡ ዳርላና፡ ቬርምላንድ፡ ኦረብሮን ቪስትማላንድን፡ ውርጪ (Snöstormar)፡ ክወርድ ከምዝኽእል ቤት ጽሕፈት...
ኣስታት 40% ካብቶም ሓደስቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ መንእሰያት፡ ብሕማቕ ተዘክሮታት፡ ዋሕዲ ድቃስን ናይ ኣትክሮ ጸገማትን ከምዝሳቐዩ፡ ኣብ...
ሎሚ ሰኑይ ንግሆ ብሰንኪ ኣብ መደበር ፖምፓ ብዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ከተማ ዮንሾፒን ዝርከብ ኣገልግሎት ውዑይ ማይን መውዓይ...
ብሰንኪ ኣብዚ ዓመት ዝፍጸን ዘሎ መስርሕ ትኬት ከየቑረጽካ ኣገልግሎት ምርካብ (ምትላል)፡ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶክሆልም፡...