ኣብዚ ሰሙን’ዚ፡ ነቶም ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከቡ ቀዳማይ ዶዝ ዝወሰዱ ሽማግለታት፡ ካልኣይ ዶዝ ክታበት፡ ምሃብ ክጅምር እዩ።...
ውህደት
ኣብ ዓመተ 2020፡ ልዕሊ 41 ሽሕ ሰባት፡ መምርሒ ፍቓድ ወረቕት ከምተመንጠሉ ካብ በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን ዝወጹ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ 1555 ስራሕ ደው ናይ ምባል ምልክታ ከምዝተቐበለ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሓቢሩ። እዚ ቁጽሪ’ዚ፡...
ኣብ ከተማ ካልማር፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናት፡ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምካ ተባሂሉ ብጌጋ ተኸሲሱ ዝነበረ ወደ 30 ዓመት ዝኾነ...
ኣብ ቀዳሞት ክልተ ሳምንታት ናይዚ ጀሚርናዮ ዘለና ዓመት፡ ምስ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ዝተሓሓዙ፡ ጸብጻባት “ናይ ስራሕ ሓደጋ”፡...
ሓቐኛ ዛንታ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ሰብ የለን ድዩ?” ሰብ ምስ ስኣነት፡ ሰብ ደለየት። ኵሉ ምጻሩ ...
ናብ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፡ ኣብ ኢንዶኔዝያዊት ደሴት ሱላዌሲ፡ 6.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ብምግጣሙ ብውሑዱ...
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ-ኪንሻሳ ኣብ እትርከብ ኣቤምቢ እትበሃል ቁሸት፡ ብጉጅለ ADF ከምዝተፈጸመ ዝንገረሉ ደማዊ ህልቂት ከምዝወረዳ ጸብጻባት መንግስቲ...
ሩስያ፡ ብመንገዲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያታ ኣቢላ፡ ካብ ውዕል “ክፉት ሰማያት” ከምዝወጸት ሓቢራ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝሓለፈ...