ውህደት
ካብ ሎሚ ረቡዕ፡ ዕለት 20/01/2021 ጀሚረን፡ ኣብ ስቶክሆልም ዝርከባ ኣውቶቡሳት፡ ቀዳማይ ማዕጾአን ከምዝኸፈታ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ኩሎም...
ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንምስፍሕፋሕ ተቐያያሪ ዓሌታት ኮሮና ንምቁጽጻር ብዝምልከት፡ ሓባራዊ ዝኾነ መሰረታዊ መስርሕ ምክልኻል እንተዘይኣቚሙ፡ ኣብ ዶባት ሃገራት...
ግሪክን ፖርቱጋልን ዝርከበአን ብዙሓት ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝግበር መገሻታት ብዝምልከት፡ ናይ ክታበት ምስክር...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከባ ብቁጠባውን ማሕበራውን ኩነታተን ድኹማት ዝኾና ከባቢታት ( ሳንኩፍ ከባቢታት) ዝነብሩ ንሓደጋ ዝተቓልዑ...
ካብን ናብን ዮምትላንድ ዝግበር ምንቅስቓስ ናይ ባቡር፡ በረድ ዝዓብለሎ ህቦብላ ክነፍስ ከምዝኽእልን ኣብ ደቡብ ኖርላንድ ድማ ገዚፍ...
ምምሕዳር ስቶክሆልም፡ ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ክዕደላ ተመዲቡ ዝነበረ ብዝሒ ክታበት፡ 50% ጥራይ ከምዝተረከበት ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ...
ድኻታት ሃገራት ዓለምና እንዳ ተሳቐያ፡ ሃብታማት ሃገራት፡ ንክታበት ኮሮና ንኽውንና ላዕልን ታሕትን ምባል እንተድኣ ቀጺለን፡ ዓለምና፡ ናብ...
መብዛሕትአን ኣባላት ባይቶ ሽወደን ዝኾና ሰልፍታት፡ ነቶም ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ገበነኛታት መንእሰያት፡ ካብቲ ዝእለይሉ ቦታታት፡ ናብ ቤት...